ቤት ፅሕፈት ወርልድ ቪዝን ኢ/ያ ክልል ሰሜን እዞም ዝስዕቡ ናይ ስራሕ ዘርፍታት ብቅዓት ዘሎዎም ኮንትራክተራት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክምልምል ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ መረዳእታኩም ሒዙኩም ብምቅራብ ክምዝገቡ ይዕድም በዚ መሰረት 1 ናይ ማይ ካዕቲ ፣ 2 ናይ ማይ ስራሕቲ፣ ደረጃ 5ተ ልዕሊኡን፣ 3 ስራሕቲ ህንፃ GC/BC ደረጃ 5 ልዕሊኡን ዝኮኑ ይዕድም

1 ተጫረቲ  ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ

2 እዋን ምዝገባ ካብ 1/04/2012 ክሳብ 10/04/2012  ተጫሪቲ ኣድራሾኦምን ኢሜል ሒዞም ብምምፃእ ኣብ መወዳእታ ታክሲ ዓዲ ሓዉሲ ፍት ንፊት ዩኒሴፍ ኣብ ዝርከብ ቢሮ መፂኦም ንክምዝገቡ ይሕብር

ድሕሪት
ጨረታ መደብ