https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9717
ቤት ፅሕፈት ወርልድ ቪዝን ኢ/ያ ክልል ሰሜን እዞም ዝስዕቡ ናይ ስራሕ ዘርፍታት ብቅዓት ዘሎዎም ኮንትራክተራት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክምልምል ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ መረዳእታኩም ሒዙኩም ብምቅራብ ክምዝገቡ ይዕድም በዚ መሰረት 1 ናይ ማይ ካዕቲ ፣ 2 ናይ ማይ ስራሕቲ፣ ደረጃ 5ተ ልዕሊኡን፣ 3 ስራሕቲ ህንፃ GC/BC ደረጃ 5 ልዕሊኡን ዝኮኑ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 02:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

1 ተጫረቲ  ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ

2 እዋን ምዝገባ ካብ 1/04/2012 ክሳብ 10/04/2012  ተጫሪቲ ኣድራሾኦምን ኢሜል ሒዞም ብምምፃእ ኣብ መወዳእታ ታክሲ ዓዲ ሓዉሲ ፍት ንፊት ዩኒሴፍ ኣብ ዝርከብ ቢሮ መፂኦም ንክምዝገቡ ይሕብር