ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ሃገር ለከ ፕሮግራም ቀረብ ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ቁርፅራፅ ዕንፀይትን ጣዉላታትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ንምዕዳግ ድልየት ዘለኩም ትካላት ወይ ዉልቀ ሰባት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 26, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዕለት 26/07/2011 ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 15 ማዓልቲ
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዕለት 26/07/2011 ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 15 ማዓልቲ
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 26/07/2011 ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 15 ማዓልቲ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ መቐለ ቀበሌ 11 ህንፃ ጨርቆስ ዳዊት ኣብ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ 23 ቀሪብኩም ሰነድ ክትዕድጉ ክምትክእል ንገልፅ፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ