ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ሃገር ለከ ፕሮግራም ቀረብ ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ቁርፅራፅ ዕንፀይትን ጣዉላታትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ንምዕዳግ ድልየት ዘለኩም ትካላት ወይ ዉልቀ ሰባት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 26, 2011 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ዕለት 26/07/2011 ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 15 ማዓልቲ
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ዕለት 26/07/2011 ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 15 ማዓልቲ
  • Other Sale/ Used Items Sale/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 26/07/2011 ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 15 ማዓልቲ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ መቐለ ቀበሌ 11 ህንፃ ጨርቆስ ዳዊት ኣብ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ 23 ቀሪብኩም ሰነድ ክትዕድጉ ክምትክእል ንገልፅ፡፡

Backs
Tender Category