ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ሃገር ለከ ፕሮግራም ቀረብ ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ቁርፅራፅ ዕንፀይትን ጣዉላታትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ንምዕዳግ ድልየት ዘለኩም ትካላት ወይ ዉልቀ ሰባት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 26, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዕለት 26/07/2011 ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 15 ማዓልቲ
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዕለት 26/07/2011 ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 15 ማዓልቲ
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 26/07/2011 ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 15 ማዓልቲ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ መቐለ ቀበሌ 11 ህንፃ ጨርቆስ ዳዊት ኣብ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ 23 ቀሪብኩም ሰነድ ክትዕድጉ ክምትክእል ንገልፅ፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ