ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ህንፀትን መጎዓዝያ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዝርከብ ይክዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይንን ህንፃን ስራሕቲ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ካብ FSRP ሐገዘ ዝተረከበ በጀት ዝተረከበ ኣብ ከተማ መኮኒ ዝረከብ መክዘን ዩኒን ለምላም ራያ ንምህናፅ ስለዝደለየን ብዝኮነ ዓይነት ደረጃ ፍቃድ BCን GC ናይ ንግዲ ስራሕቲ ህነፀት አወዳዲሩ ከሃንፅ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 70000.00
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ቴክኒካል ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ተቆረፅቲ ስራሕ ፈቃድ : ምዘገባ ወረቀተ ምስክር ንግዲ : ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ : መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ : ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ

2 ወረቀት ምስክር መቅረባይነት : ናይ ወርሒ ሚያዝያ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክላሪሽን ከቅርብ ዝክእል

3 ኣብ ዉሽጢ 10 ዓመት ማለት እዉን ካብ 2006 ጀሚሩ ጠቅላላ ፕሮጀክቱ ናይ  ሸዉዓተ ሚለዩን ስራሕ ዉዕሊ ናይ መወዳእታ ክፍሊት ከምእዉን ናይ መወዳእታ ርክክብ ከቅርብ ዝክእል

4 ትርን ኦቨር ኣብዚ ዉሽጢ 10 ዓመት ካብ 2006 ጀሚሩ ናይ ሐደ ዓመት እቶት ናይ ሓሙሽተ ሚለዩን ዝተደገፈ ደብዳቤ ከቅርብ ዝክእል

5 መከበሪ ጨረታ 70000 ቅርሺ ኣበ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ወይ እዉን ስፒኦ ከቅርብ ዝክእል

6 ተጫረቲ ህንፀት ዝካየደሉ መክዘን ማለት እዉን ሳይት ካብ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 120 ተከታታልቲ መዓልቲታት መሉእ ብሙሉእ ወዲኦም ከረከብ ዝክእሉ

7 ተጫረቲ ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ህንፀትን መጎዓዝያ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዝርከብ ናይ ስራሕ ከይዲ ቁፅፅርን ዲዛይንን ህንፃን ዝተዳለወ ሰንድ ጨረታ ካብ 29/8/2017 ዓም ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ህንፀትን መጎዓዝያ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ 28 ምዉሳድ ይክእሉ

8 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዋና ሰነድ ሐደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ብምግባር ሰነዶም ኣብ ዝተፈላለ ፖስታ ምስዓሸጉ ሰለሰቲኦ ፖስታት ብሐደ ዓብይ ፖስታ ብምዕሻግ ቴክኒካል ተባሂሉ ናይ ተጫረቲ ሙሉእ ሽም ኣድራሽ ናይቲ ፕሮጀክት ሽምን ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስተ ብዝረአ ቀለም ክፃሐፈሉ አለዎ

9 ተጫረቲ ዝመልእዎ ፋይናንሻል ዋጋ ሐደ ዋና ክልተ ቅደሕን ብምግባር ሰናዳቶም ኣብ ዝተፈላለየ ዓብይ ፖስታ ድሕሪ ምዕሻጎም ሰለሰቲኦም ፖስታ ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ተዓሺጎም ፋይናንሻል ተባሂሉ ተባሂሉ ናይ ተጫረቲ ሙሉእ ሽም ኣድራሽ ናይቲ ፕሮጀክት ሽምን ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስተ ብዝረአ ቀለም ክፃሐፈሉ አለዎ

10 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ቴክኒካል ፋይናንሻል ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ድሕሪ ምዕሻጎም ናይ ተጫረቲ ሙሉእ ሽም ኣድራሽ ናይቲ ፕሮጀክት ሽምን ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስተ ብዝረአ ቀለም ድሕሪ ምፃሐፎም ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 28 ኣብ ዝተዳለወ ሳነዱቅ ጨረታ ዕለት 6/8/2017 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ብኣካል ብምቅራብ ከእትዉ አለዎም

11 ተጫረቲ ኣብ ነብሰወከፍ ቴክኒካልን ፋይናንሻል ፊርሞምን ማህተምን ክዕርፍሉ አለዎም

12 ጨረታ ከሉም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ 8/8/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓሽጉ ልክዕ ሰዓት 3:30 ኣብ  ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ህንፀትን መጎዓዝያ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ዲዛይንን ህንፃን ቢሮ ቁፅሪ 28 እቲ ጨረታ ይክፈት

13 ተጫረቲ ዉዕሊ ምስ ኣሰሩ መከበሪ ጨረታ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ካብ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዩጰያ ወይ እዉን ብብሄራዊ ባንኪ ኢትዩጰያ ካብ ዝተፈቀደሎም ባንክታት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘትመሰረተ ወይ እዉን ስፒኦ ከቅርብ አለዎም

14  እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሰኪ ሐበሬታ 0346640181 0910338850

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s