
1 ቴክኒካል ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ተቆረፅቲ ስራሕ ፈቃድ : ምዘገባ ወረቀተ ምስክር ንግዲ : ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ : መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ : ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ
2 ወረቀት ምስክር መቅረባይነት : ናይ ወርሒ ሚያዝያ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክላሪሽን ከቅርብ ዝክእል
3 ኣብ ዉሽጢ 10 ዓመት ማለት እዉን ካብ 2006 ጀሚሩ ጠቅላላ ፕሮጀክቱ ናይ ሸዉዓተ ሚለዩን ስራሕ ዉዕሊ ናይ መወዳእታ ክፍሊት ከምእዉን ናይ መወዳእታ ርክክብ ከቅርብ ዝክእል
4 ትርን ኦቨር ኣብዚ ዉሽጢ 10 ዓመት ካብ 2006 ጀሚሩ ናይ ሐደ ዓመት እቶት ናይ ሓሙሽተ ሚለዩን ዝተደገፈ ደብዳቤ ከቅርብ ዝክእል
5 መከበሪ ጨረታ 70000 ቅርሺ ኣበ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ወይ እዉን ስፒኦ ከቅርብ ዝክእል
6 ተጫረቲ ህንፀት ዝካየደሉ መክዘን ማለት እዉን ሳይት ካብ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 120 ተከታታልቲ መዓልቲታት መሉእ ብሙሉእ ወዲኦም ከረከብ ዝክእሉ
7 ተጫረቲ ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ህንፀትን መጎዓዝያ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዝርከብ ናይ ስራሕ ከይዲ ቁፅፅርን ዲዛይንን ህንፃን ዝተዳለወ ሰንድ ጨረታ ካብ 29/8/2017 ዓም ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ህንፀትን መጎዓዝያ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ 28 ምዉሳድ ይክእሉ
8 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዋና ሰነድ ሐደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ብምግባር ሰነዶም ኣብ ዝተፈላለ ፖስታ ምስዓሸጉ ሰለሰቲኦ ፖስታት ብሐደ ዓብይ ፖስታ ብምዕሻግ ቴክኒካል ተባሂሉ ናይ ተጫረቲ ሙሉእ ሽም ኣድራሽ ናይቲ ፕሮጀክት ሽምን ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስተ ብዝረአ ቀለም ክፃሐፈሉ አለዎ
9 ተጫረቲ ዝመልእዎ ፋይናንሻል ዋጋ ሐደ ዋና ክልተ ቅደሕን ብምግባር ሰናዳቶም ኣብ ዝተፈላለየ ዓብይ ፖስታ ድሕሪ ምዕሻጎም ሰለሰቲኦም ፖስታ ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ተዓሺጎም ፋይናንሻል ተባሂሉ ተባሂሉ ናይ ተጫረቲ ሙሉእ ሽም ኣድራሽ ናይቲ ፕሮጀክት ሽምን ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስተ ብዝረአ ቀለም ክፃሐፈሉ አለዎ
10 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ቴክኒካል ፋይናንሻል ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ድሕሪ ምዕሻጎም ናይ ተጫረቲ ሙሉእ ሽም ኣድራሽ ናይቲ ፕሮጀክት ሽምን ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስተ ብዝረአ ቀለም ድሕሪ ምፃሐፎም ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 28 ኣብ ዝተዳለወ ሳነዱቅ ጨረታ ዕለት 6/8/2017 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ብኣካል ብምቅራብ ከእትዉ አለዎም
11 ተጫረቲ ኣብ ነብሰወከፍ ቴክኒካልን ፋይናንሻል ፊርሞምን ማህተምን ክዕርፍሉ አለዎም
12 ጨረታ ከሉም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ 8/8/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓሽጉ ልክዕ ሰዓት 3:30 ኣብ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ህንፀትን መጎዓዝያ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ዲዛይንን ህንፃን ቢሮ ቁፅሪ 28 እቲ ጨረታ ይክፈት
13 ተጫረቲ ዉዕሊ ምስ ኣሰሩ መከበሪ ጨረታ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ካብ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዩጰያ ወይ እዉን ብብሄራዊ ባንኪ ኢትዩጰያ ካብ ዝተፈቀደሎም ባንክታት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘትመሰረተ ወይ እዉን ስፒኦ ከቅርብ አለዎም
14 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሰኪ ሐበሬታ 0346640181 0910338850