ሆስፒታል ኩሓ ዝተፈላለዩ ናይ ሕክምና ናዉቲ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 13, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: 15 መዓልቲ ዝፀንሕ
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:30,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 15 መዓልቲ ዝፀንሕ ኮይኑ መክፈቲ ሰዓት ዕለት ኣብቲ ዝሽወጥ ሰነድ ጨረታ ምርኣይ ይካኣል
  • ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ጨረታ ብ ሬድዮ ዝተጋወሐሉ መዓልቲ 13/05/2012ዓ/ም

ጨረታ  ዝክፈተሉን ዝዕፀወሉ ዕለት ድሕሪ 15 መዓልቲ

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ  መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዘለዎ   

2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ  ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርቲፊኬት ከቅርብ ዝክእል

3 በዓል ዋና ኣብ ፍቃድ ንግዲ  ሽም ፌርማ ማህተመን ናይ ዋጋ መቅረቢ እንተዘይብሉ እቲ ጨረታ ተቐባልነት የብሉን

4 ናይ 6ተ ወርሒ ግብሪ ዝኮፎልኩምን ዝተሓደሰ ብቅዓት መረጋገፂ ዘቅርቡ

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 30,000.00 ብስፒአ ኣብ ኩነታት ዝተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ካዓ ብጥረ ገንዘብ ብሽም ኩሓ ሆስፒታል ከትሕዝ ዝክእል

6 ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታታሊ 15 መዓልቲ ዝፀንሕ ኮይኑ  መክፈቲ ሰዓት ዕለት ኣብቲ ዝሽወጥ ሰነድ ጨረታ ምርኣይ ይካኣል

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጅናል ኣብ ሓደ ፖስታ ኮፒ ኣብ ካሊእ ፖስታ ነንበይኑ ብምዕሻግ ኣብ ሓደ ዓብይ ፖስታ ብምጥቅላል ናብቲ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ይኣቱ

8 ሰዓራይ ነቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 45 ተከታታሊ መዓልታት አታዊ ክገብር ኣለዎ

9 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምንክፋል ካብ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይካኣል

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 42 02 21/0914008094/09 14 02 18 35

ድሕሪት
ጨረታ መደብ