ጨረታ ብ ሬድዮ ዝተጋወሐሉ መዓልቲ 13/05/2012ዓ/ም
ጨረታ ዝክፈተሉን ዝዕፀወሉ ዕለት ድሕሪ 15 መዓልቲ
1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዘለዎ
2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርቲፊኬት ከቅርብ ዝክእል
3 በዓል ዋና ኣብ ፍቃድ ንግዲ ሽም ፌርማ ማህተመን ናይ ዋጋ መቅረቢ እንተዘይብሉ እቲ ጨረታ ተቐባልነት የብሉን
4 ናይ 6ተ ወርሒ ግብሪ ዝኮፎልኩምን ዝተሓደሰ ብቅዓት መረጋገፂ ዘቅርቡ
5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 30,000.00 ብስፒአ ኣብ ኩነታት ዝተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ካዓ ብጥረ ገንዘብ ብሽም ኩሓ ሆስፒታል ከትሕዝ ዝክእል
6 ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታታሊ 15 መዓልቲ ዝፀንሕ ኮይኑ መክፈቲ ሰዓት ዕለት ኣብቲ ዝሽወጥ ሰነድ ጨረታ ምርኣይ ይካኣል
7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጅናል ኣብ ሓደ ፖስታ ኮፒ ኣብ ካሊእ ፖስታ ነንበይኑ ብምዕሻግ ኣብ ሓደ ዓብይ ፖስታ ብምጥቅላል ናብቲ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ይኣቱ
8 ሰዓራይ ነቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 45 ተከታታሊ መዓልታት አታዊ ክገብር ኣለዎ
9 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምንክፋል ካብ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይካኣል
10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 42 02 21/0914008094/09 14 02 18 35
መመለስ