ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ብናይ ኤችዲፒ በጀት ኣብ ጣብያ ዓዲፍልሖ ቁሸት ኣምቦ 9 ፣ቁሸት ቆልቆላ 9 ብጠቅላላ 18 ናይ ሓባር ዒላ ደረጃ 7ን ልዕሊኡን ናይ ማይ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 13, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 26, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወልቃይትጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ካብ MDG ዝተረከበ በጀት ኣብ ዝተፈላለየ ጣብያታት ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም 19 ናይ ሓባር ዒላታት ኣብ ክልተ ሎት ብምክፋል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 11, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 22, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቃፍታ ሑመራ ጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑትን ጎማን ንምግዛእ፣ ንቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍቲ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ንዝስርሑ ናይ ዳይቨርሽን ቼክ ዳም ናይ ማይ መከፋፈሊ ናቁጣ ፍልፍል ምዕባለ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ስለዝደለዩ ነዞም ዝተገለፁ ዓየነት ዕድጊት ስራሕን ንናይባዕሎም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲን ኣናሽቲ ንግዲ ትካላትን ከምዝስዕብ ዝተዘርዘሩ መዐቀንታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 5, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 18, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ናዕዴር ዓዴት ጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ዝስዕቡ ናይ ግድብ ስራሕቲ ዝዉዕሉ ሱሉስ ጌትን ኢንቴክ ጌትን ብጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ትደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ታሕሳስ 3, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ታሕሳስ 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ንስራሕቲ ማይን ፣መሳርሒ ሙዚቃን ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕን ክገዝእን ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሎም ዝዝርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 29, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣላማጣጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀለምቲ ኣብ 2008 በጀት ዓመት ኣብ ዝተፈላለያ ጣብያታት መስኖ ስትራክቸራት ብናይ መንግስቲ በጀት ክሰርሕን ከምኡዉን ካብ ፋብሪካ ሲሚንቶ ፋብሪካ መቀለ ናብ ከተማ ማይ ፀብሪ ሰሚንቶ ኣጫሪቱ ከጋዓዕዝ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 28, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 13, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ፀለምቲጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይትራንስፖርት ግልጋሎት
ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንቤት ፅሕፈት ወረዳ እንደርታን ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈትን ግልጋሎት ዝዉዕል ጋብዮን ፣ሕትመት፣ ፈርኒቸር ፣ናይ ላባራቶሪ ኬሚካልን ኢኩፕመንትን ፣ከምኡዉን ኣይሲቲ ፣ዝርገሐ ማይ ከብ ሕጫጭ ናብ ቁሸት ሕርሻ ብናይ ማይ ስራሕቲ ዋተር ኮንስትራክሽን ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ተጫረቲ ደረጃ 6 ን ልዕሊኡን ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 27, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 7, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እንደርታጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንስራሕቲ ማይናይ ቢሮ ፈርኒቸርኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ብናይ መደበኛ በጀት ንቤት ፅሕፈት ማይን መዓድንን ኢነርጅን ኣብ ጣብያ ማይ ነብሪ ወይድማ ከተማ ማይ ነብሪ ናይ ማይ ካዕቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 17, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 4, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሕንጣሎ ዋጅራትጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይ
ቤት ፅሕፍት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ አስገለ ፅምብላ ካብ በጀት ዓመት 2008 ዓ ም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና፣ ናይ ዘርኢ ኣግራብ ሃብቲ ተፈጥሮ፣ ቀለብ እንስሳን ከምኡዉን ኣብታ ወረዳ ጣብያ ማይ ሸክኒ ዝስራሕ ናይ ማይ ተንከፍ ፕሮጀክት ቼክ ዳም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቁሕታት ተማልኡ ተጫረቲ ቀሪብኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 16, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣስገለ ፅምብላጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻፍዮሪን ሆልቲካልቸርናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትስራሕቲ ማይናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንቤት ፅሕፈተ ማይን ኢነርጅን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ንዝስራሕ ፅገና ሴት ናይ ሓበራዊ ዒላ ንምስራሕን ብናይ ማይ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ካብ ደረጃ 5ተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ክትጫረቱ እንትዕድም ንማእከላይ ጎዳጉዲ ማይ ድማ ብናይ ማይ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ደረጃ 3ን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ንዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 14, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 6, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን