በሀገር መከላከያ ሚኒስትር የሰ/ ዕዝ ጠቅላይ መምሪያ ለ 2008 በጀት ዓመት አገልግሎት የሚዉሉ ከዚህ በታች የተገለፁትን ዕቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋልዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 19, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትስራሕቲ ማይኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንኣቅርቦት ምግቢ ናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ናይ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ማይ ሃፍቲ መዓድንን ኢነርጅን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ኣርባዕተ ናይ ሓባር ዒላ ወፈርግ ኣብ ዝተብሃለ ቦታ ብናይ ብደረጃ 8 ናይ ማይ ስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 14, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 30, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወልቃይትጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንማይ ሃፍትን መዓድንን ኢነርጅን ንቤት ፅሕፈት ምልሻን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብናይ መደን ገበርቲ ሰናይ በጀት ናይ ማይ ስራሕቲ ደረጃ 8 ደቀቅቲ መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ሎደርን ናይ ማይ ስራሕቲ ደረጃ 9 ብፕሮፎርማአወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 14, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራያ ዓዘቦጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትስራሕቲ ማይማሽነሪ ክራይ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ቸክዳም ዳቨርሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደልዩ ሕጋዉያን ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 8, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንናይ ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ መስተ ዝርጋሐ ጋርድ ሃዉስን ታነከር ምስራሕን ብግልፂ ጨረታ ከጫርት ስለዝደለ ሕጋዉያን ነጋዶ እቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 7, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 18, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እንደርታጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ንመሳርሒ ፅሕፈት፣ አቁሑት ፅሬት፣ መሳርሒ ህንፃ ፣አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ቼክዳማት ንምስራሕ ፣አቁሑት ቢሮን ገዛን ምቅራብን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 24, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትስራሕቲ ማይኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንገዛ ፈርኒቸርናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን አብ ዘበነ 2008 ዓም ናይ ዝተፈላለዩ ማይ ተንከፍ ስራሕቲ ፅሩይ ዝስተ ማይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደልዩ ሕጋዉያን ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 16, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 1, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት ማይ ሃፍቲ መዓድንን ኢነርጅን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2008 በጀት ዓመት 3ተ ቅብብሎሽ ምስ መትረቡን ሓደ መትረብ ጥራሕ ኣብ ጣብያ ዓዲ ፍልሖ ፣ሓደ ቅብብሎሽ ምስ መትረቡ ኣብ ጣብያ ሰላም ፣ሓደ ቅብብሎሽ ምስ መትረቡ ኣብ ጣብያ ሩባ ማይ ሎሚን ፣ሓደ ቅብብሎሽ ምስ መትረቡ ኣብ ጣብያ ሰላም ፣ሓደ መትረብ ጥራሕ ኣብ ቦታ ብናይ ዘላቂ ልምዓት ሽቶታት ንምስራሕ ብደረጃ 7ን ልዕሊኡን ናይ ማይ ስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 16, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 30, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወልቃይትጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ሓባራዊ ዒላ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደልዩ ሕጋዉያን ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 12, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 1, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይ
ቤት ፅሕፍት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ አስገለ ፅምብላ ካብ በጀት ዓመት 2008 ዓ ምናይ ማይ ተንከፍ ፕሮጀክት ቼክ ዳም ማለት እዉን ቅብብሎሽ ቼክ ዳም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቁሕታት ተማልኡ ተጫረቲ ቀሪብኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 9, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 23, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣስገለ ፅምብላጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይ