ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮረም ን2012 በጀት ዓመት ንቲ ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ሎት 1 ትቦን ቆፃርን ፣ መጋጣጠሚን ሎት 2 መለዋወጢ ሞተር ማይ ሎት 3 መሳርሒ ፅሕፈት ሎት4 ኤሌክተሮኒክስ ሎት 5 ኣቅሑ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኮረምጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኾኒ ን ማይ ስራሕቲ ዘገልግሉ ናዉቲ 1 HDPE 2 FITTING 3 PIPE ኣቅሑት 4 ናይ ኤሌክትሮ መካኒካል ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 30, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መኮኒጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2012 ዓ/ም 1ይ ዙር ዕድጊት ንምፍፃም ምድብ 1- ፅሕፈት መሳርሒ ፤ምድብ 2- መሳርሒ ፅሬትን መለዋወጢ ኣቅሑት ማይን መብራህትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ማይጨዉ ፓሊ ቴክኒክ ኮሌጅ አብ 2012ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ንካልአት ግልጋሎትን ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ (ማንፋክቸሪን : ኮንስትራክሽን : ዋተር ቴክኖሎጂ/ ኤሌክትሪካል ቴክኖሎጂ ፣ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂይ፣: ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 30, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ቀረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ንከተማ ዓዲ ዳዕሮ ዝዉዕል ንብረት ሳርፈስ ቫምቭ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኢንተርፕራይዝ ስራሐቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ሰለዝደሊ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ን 3ይ ዙር መናእሰይ ማተሪያል ዕድጊት ንምክያድ ካብ ዘለና ናይ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሪክ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ማይ ዝርገሐ ፣ ኮንስትራክሽን ኮስሞቲክስ፣ ጨርቃ ጨርቅ፣ ናይ ምግብና ኣቅሑት፣ስፖርት ዕጥቂ፣ ምርባሕ ደርሁ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ሞጎጎ ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ መጋያየፂ መኪና ዲኮር ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ ሞተር፣ ናይ ኢነትረ መኪና ጋራዥ ፣ ናይ ጀነሬተር ንናይ ፃፃይት ማሽን ፅገናን ሰርቪስን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናገዛ ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንሕርሻ መሺነሪናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲፅገና ማሽነሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ን2012 በጀት ዓመት ንምምሃረ ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ቀወምቲን ሃለቅንት ንበረታት መሳርሒ ፅሕፈት : ቅብኣት ዘይትን ተሽከርከርቲ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ጎማን፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ማይ፣ ናዉቲ ሕክምና እንስሳት፣ ኤሌክትሪክ፣ መድሓኒት እንስሳት፣ ኣቅሓ ባሕሪ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 03:10 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝ/ዩ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ሰለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክሳተፍ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ ፈርኒቸርኬሚካልን ሪኤጀንትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ፣ ናይ ብሮድካስት ኤሌክትሮኒክስ፣ ይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ኣዉቶሞቲቭ፣ ናይ ቡምቧ ኣቁሑት ፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ