ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ጥንታዎት ታሪካዊ ህንፃታት ቤተ መንግስትን ንምፅጋን ዝተገዝኡ ኣቅሑት ሃፀይ የዉሃንስ ፣ ዉቅሮ ፣ ደብረፅዮን፣ ዓራዕሮ ተ/ሃይማኖት ፣ ንምብፃሕ ሓንቲ ኣይሱዙ መኪና ክካረ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 24, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣብ ዝተመረፃ 8ተ ወረዳታት ንቃል ኪዳን ሶቆጣ ዲክሌሬሽን ፕሮግራም ጉጅለ መተሓባርቲ ግልጋሎት ትዉዕል መኪና ክራይ ንምርካብ ስለዝደለና ብፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ብምዕዳም ክማላእ ዝግባእ ቅድመ ኩነታትዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 23, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ጥንታዎት ታሪካዊ ህንፃታት ቤተ መንግስትን ሃፀይ የዉሃንስ ፣ ዉቅሮ ፣ ደብረፅዮን፣ ዓራዕሮ ተ/ሃይማኖት ፣ ብክልተ ግዘ ዘጋዓዕዝ ወይ ክመላልድስ ዝክእል ሓደ ኣይሱዙ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ትግራይ ኩለመዳይ ዕደጋ ፌደሬሽን ኣብ ሓሚዳይ ካብ ከተማ መቐለ ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታትን መራገፉ ናቁጣታትን ትግራይ ማዳበርያ አወዳዲሩ ከጓዓዕዝ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 12, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 15, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ን 2ተ መዓልቲ ሚኒባስ መኪና ክካረ ስለ ዝደለየ ዝርዝሩ ካብዚ ንታሕቲ ተገሊፁ ኣሎ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 14, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ወርልድ ቪዥን ኢ/ያ ቤት ፅሕፈት ክልል ሰሜን ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑትን ኣጎልግሎትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ምግዛእን ይደሊ ዝርዝር ክግዝኡ ዝድለዩ ኣቅሑትን አጎልግሎታትን 1 ዝተመሓየሹ ዓሌት ደርሁ ናይ 3ተ ወርሕን ካብኡ ንላዕልን ዕድመ ዝኮና 2 እንቓቕሖ ዘዉድቃ ዝተመሓየሻ ዓሌት ደርሁ 3 3ተ ወርሒ ደርሁ 4 ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክከትሮኒክስ 5 ኣይዙሱ ክራይ መኪና 6 ዘርኢ ዝተፈላለዩ ኣሕምልቲ 7 ዝተፈላለዩ ዓይነት ፈልሲ 8 ዝተፈላለዩ ዓቀን ዘለዎም ቡሎኬታት 9 ናይ መኪና ጎማ ቪርጅስቶን 10 ዝተፈላለዩ ናይ ተምሃሮ መፃሕፍቲ 11 ዝተፈላለዩ ቡሎኬት መምረቲ ማሽናት ክትሳተፉ እትደልዩ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻፍዮሪን ሆልቲካልቸርኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ፀጥታ ምም/ር ክ/ከ/ቀ/ወያነ ናይ መጓዓዝያ ግልጋሎት መኪና ክራይ ክረክብ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 10, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ክልል ትግራይ ን 2012 በጀት ዓመት ኣብ ኩለን ወረዳታትን ከተማታትን ክሳብ ጣብያ ኣብ ክልልና ዘለዋ በዝሒ ልምዓት ጉጅለ ምንቅስቃስ እስትሪንግ ኮሚቴ ናይ ምድጋፍ ስራሕ ንምክያድ መኪና ክራይ ግልጋሎትን ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 23, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ድርጅታችን መከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ ኣዲሹሑ ደላ ሳምረ መንገድ ስራ ታ ፕሮጀክት/18-03/ ለሰራቶኞች ሰርቪስ ኣገልግሎት የሚሰጥ ባስ እና ሚኒባስ ስለ ፈለግን በድጋሜ ተጫራቾችን በግልፅ ጨረታ ማወዳደር ይፈልጋል ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 14, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ትካልና ኢዛና ማዕድን ልምዓት ኩባኒያ ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራባዊ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ ከባቢ ሚሌ ንዝሃፆ ሜሊ ወርቂ ማዕድን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ማሽነሪታት ብግልፂ ጨረታ ቀፅሪMGP/047/2020 ዕለት 12/03/2020 ዓም ኣፈ ኣወዳዲሩ 6ተ ወርሒ ክካረ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 22, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይማሽነሪ ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን