ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣብ ዝተመረፃ 8ተ ወረዳታት ንቃል ኪዳን ሶቆጣ ዲክሌሬሽን ፕሮግራም ጉጅለ መተሓባርቲ ግልጋሎት ትዉዕል መኪና ክራይ ንምርካብ ስለዝደለና ብፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ብምዕዳም ክማላእ ዝግባእ ቅድመ ኩነታት

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ዘቕርብ

2 ቲን ናምበር ዘቕርብ

3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዘቕርብ

3 ፕሮፎርማ ካብ 18/07/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 22/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 23/07/2012ዓ/ም ሰዓት 03፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15


ድሕሪት
ጨረታ መደብ