ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ኣውቶቢስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 18, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ካብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ዞባታት እስካብ ጣብያታት ክልልና ፅንዓት ንምክያድ 5 ናይ ፊልድ መኪና ን12 መዓልቲ ግልጋሎት ትራንስፖርት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 27, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 16, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ንላብራቶሪ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ንምሃብ ሚኒባስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 16, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ኣክሱም ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2011 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት፣ ናይ ሸቀጣ ሸቀጥ ኣቅሑት፣ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት ፣ንምግዛእን ንስራሕተኛን መመላሰሲት ሰርቪስ ቅጥቃጥ ኦባማ ኣውቶብስ ንምክራይ ስለዝድለየ ንሕጋዊ ነጋዶ ክጫረቱ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 27, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኣቅርቦት ምግቢ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ናይ ዉልቀ ማሕበር ን2011ዓ/ም ንፕሮጀክት ስራሕቲ መንገዲ ከተማ መቐለ ኣግልግሎት ዝዉዕሉ ኣናእሽተይ መካይን፣ ሚኒባስን ኣውቶብሳትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 12, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 21, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ በዓል ስድራ ስውኣት ኣመልኪቱ ዝግበር ኮንፈረንስ ካብ ሓወልቲ ሰማእታት መበገሲ ገይሩ ንዑደተኛታት ዝኾና ደረጅኣን ዝሓለዋን ምቹዋት ዝኾናን ኣውቶብስ መኪና ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ እዋን ጀሚሩ ንዕለት 07/06/2011ዓ/ም ሰዓት 12:00 መበገሲ ማእከል ሓወልቲ ሰማእታት መበገሲ ገይሩ ካብ ሕጋውያን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክካረ ወይ ክግልገል ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ንላባራቶሪ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ንምሃብ ሚኒባስ ካብ ሕጋውያን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክካረ ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት ንምሃብ መኪና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 4, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ እንደርታ ናይ ባህር ዛፍ ምስ መፅዓኒ፣ መራገፊ መጓዓዓዚ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ንደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 1, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 5, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት