ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ናይ ሕትመት ውፅኢት ክብረ መዝገብን ሰርቲፊኬትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከጓዓዓዝ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 29, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብ ወረድኡ ዝርከባ ኣብያተ ዕዮ ኣገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑ አቁሑት ቢሮ ናይ ማይ መጋዕዝያ ስራሕቲ አቁሑት መለዋወጢ መኪና አቁሑት ጀነሬተር ዝአመሰሉ ዕድጊት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 21, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 8, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ናዕዴር ዓዴት ጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
ንኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክካረ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ውፅኢት ክብረ መዝገብን ሰርቲፊኬትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከጓዓዓዝ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ብኢፋድ ተሳትፎኣዊ ኣናእሽተይ መሰኖ ልምዓት ፕሮግራም 2ይ ምዕራፍ ዑደት ንምክያድ ኣውቶብስ ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ኣውቶብስ ኪራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 8, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 10, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዋ/ቤ/ማዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ሚኒባስ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንግልገል ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ግልጋሎት ክንረክብ ንደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ናይ ኮሌጅና ሚስቲቡሽ ዳብል ጋቤና ናብ መቐለ ብምውሳድ ክነፀግና ስለዝደለና ካብ ኮሌጅና ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ናብ መቐለ ታደለና ሃ/ማርያም ጋራዥ ሕ/ሽ/ማ ፅዒኑ ዝወስድ ኮይኑ መፅዓኡን መራገፊኡን ብባዕሉ ዝሽፍንን ኮይኑ ካብዚ ንታሕቲ እተማልኡ ክራይተሪያ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ክራይ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወደዲሩ ክረክብ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 27, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን