ኣክሱም ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2011 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት፣ ናይ ሸቀጣ ሸቀጥ ኣቅሑት፣ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት ፣ንምግዛእን ንስራሕተኛን መመላሰሲት ሰርቪስ ቅጥቃጥ ኦባማ ኣውቶብስ ንምክራይ ስለዝድለየ ንሕጋዊ ነጋዶ ክጫረቱ ይደሊ

ስለዚ ካብ ዕለት 12/06/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 27/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ቅድሚ ሰዓት አብ ኮሌጅና ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን አብ ስራሕ ሰዓት ንፅሕፈት መሳርሒ፣ ንኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ፣ንምግዛእን ንስራሕተኛን መመላሰሲት ሰርቪስ ቅጥቃጥ ኦባማ ኣውቶብስ ዝተዳለወ ሰነድ ንሕድሕድ ዘይምለሰ ብር 50.00ናይ ሸቀጣ ሸቀጥ ኣቅሑት፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት ፣ ንሕድሕድ ዘይምለስ ብር 30.00 ከፊልኩም ብምውሳድ መወዳደሪ ዋጋ መሊእኹም ሕድሕድ ሰነድ በበይኑ ምስ ዶክሜንቱ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዘዳላናዩ ሳንዱቅ ምእታው ትኽእሉ።

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን ብክልቲኡ ገፅ ሓደኮፒ ተቕርቡ፤

2 መለለይ ቁፅሪ/TIN/ ዘለኩምን ሓደ ኮፒ ተቕርቡ፤

3 ተወሳኪ እሴት ታክሲ /ቫት/ ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ ታሕሳስ ዲክለር ዝገበርኩምሉ ሓደ ኮፒ ተቕርቡ

4 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለኩምን ኮፒ ተቕርቡ ኩሉ ተቅርብዎ መረዳአታ ብግልፂ ዝንበብ ከኸውን ኣለዎ።

5 ንሰርቪስ መኪና ትወዳደሩ ሊብረ፣ ናይዚ ዘበን 3ይ ወገን ዝኣተውን ሓደሓደ ኮፒ ተቅርቡ ፤

6 ንፅሕፈት መሳርሒ ንኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ቫት ዝተመዝገብኩም ጥራሕ ትወዳደሩ፤

7 ናይ ሸቀጣ ሸቀጥ ኣቅሑት፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት ፣ ፣ንምግዛእን ንስራሕተኛን መመላሰሲት ሰርቪስ ቅጥቃጥ ኦባማ ኣውቶብስ ቫት ዝተመዝገብኩምን ዘይተመዝገብኩምን ክትወዳደሩ ትኽእሉ።

8 ንጨረታ መክበሪ ንፅሕፈት መሳርሒ : ንኤሌክተሮኒክስ ኣቑሑት ፣ንምግዛእን ንስራሕተኛን መመላሰሲት ሰርቪስ ቅጥቃጥ ኦባማ ኣውቶብስ ንሕድሕድ ብር 5000.00

9 ንሸቀጣ ሸቀጥ ኣቑሑት : ንሕንፃ መሳርሒ ኣቅሑትን ንሕድሕድ ብር 2000.00 ብጥረ ገንዘብ ብስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ከትሕዙ ትኽእሉ

10 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 27/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት

11 ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናስን ንብረት ምምሕዳር ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 27/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:45 ድሕሪ ሰዓት በዓል እንተኮይኑ ንፅባሒቱ በቲ ሰዓት ተጫረቲ ወይም ድማ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸብሉ ዝኽፈት ኮይኑ ዘድሊ መረዳእታ ጨረታ ምኽበሪን አማሊኡ ኣብ እዋን ጨረታ ምክፋት ዘይተረኸበ ተወዳዳራይ ከምዝሎ ተሓሲቡ ክወዳደርን ንዘሸነፎ ከቕርብን ይግደድ

12 ካብቲ ንጨረታ ዝወፀ ንብረት 20% ክቅንስን ክውስክን ከምንክእል፤

13 ተጫረቲ ኣብ ናይ ጨረታ ዶክሜንት ማህተምን ፊርማን በዓል ዋና እንተዘይሃልይዎን ተቐበልነት አይህልዎን።

14 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብኣካል ብምምፃእ ወይም ብስልኪ ቁፅሪ 0347-753705 ምድዋል /ምሕታት/ ይከኣል፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s