ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ፍራሽ ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 19, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 21, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ናይ ንድሪፕ ዝኸውን ጨርቂ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 13, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ፅ/ን/ምም/ርን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ንቤት ዕዮ ዝኾዉን መጋረጃ /ሎት 01/ን ኤሌክትሮኒክስን /ሎት 02/ን ብከባብያዊ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 18, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመጋረጃን ምንፃፍንጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መጋረጃ ጨርቂ ምስ ኣክሰሰሪን መግጠሚኡን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 7, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 13, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2018 ንቤት ፅሕፈት ፕሬዚደንትን ምክትል ፕሬዚደንትን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ክልልን ፌደራልን ባንዴራ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2018 ናይ ፕሬዚደንት ፀሓፍቲ፣ ምክትል ፕሬዚደንትን ሓላፊ ቤት ፅሕፈትን ቢሮ መስኮት መጋረጃ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ብምዕዳግ ከስርሕ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መጋረጃን ምንፃፍን
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ፅ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2018 ንቤት ፅሕፈት ፕሬዚደንትን ምክትል ፕሬዚደንትን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ክልልን ፌደራልን ባንዴራ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 7, 2018 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ ስራሕ ክዳን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓድዋ ኣብ 2018 ዓም ንሴክተራት ካብ ዝተመደበሎም በጀት ንግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ደምብ ሊብሲን ኤሌክትሮኒክስን ፕላስቲ ቱፖ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 22, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 7, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ስራሕቲ ምጉብናይ ንዝርከቡ ከባብያዊ መጎብነይቲ ዝኸውን ደንቢ ክዳን ብሕትመት ከስርሕ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 19, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 23, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን