ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት ማለት እዉን ዝተፈላለዩ ዓቐንን መጠንን ዘለዎም ብረታ ብረት (RHS) ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 7, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ንኣገልግሎት ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ዝውዕል ንመፀገኒ መካይን ማለት ውን ጋራዥ፣ ፅገና ኤሌክትሮኒክስን ሓፂን መፂን ስራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣገልግሎት ክረክብን ከስርሕን ስለዝደሊ ዝተዋፈርኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 5, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 18, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንፅገና ተሽከርካሪካልኦት ፅገናሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 201 በጀት ዓመት ዝ/ዩ ኣቅሑት ናይ መዛግብቲ ፋይል መደርደሪ ተንሸራታቲ ብብርኪ ክልል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 15, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 17, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 201 በጀት ዓመት ዝ/ዩ ኣቅሑት ናይ መዛግብቲ ፋይል መደርደሪ ተንሸራታቲ ብብርኪ ክልል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 15, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 17, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ወ/ቆላ ተምቤን ናይ ኢንዳስትሪያል ማተሪያል /ቴንዲኖ/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 7, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 11, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
የኢንዱስትሪ ፓርኮች ልማት ኮርፖሬሽን መቐለ ቅርንጫፍ ፅ/ቤት ኣምስት የብረት ሎከር በፕሮፎርማ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 3, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ሰራሕቲ ሓፂነ መፂንስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ንብረታት ናይ ፋይላት መደርደሪ ካብ ሓፂን ዝተሰርሐ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ:-ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 21, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 6, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንሆስፒታል ውቅሮ ግልጋሎት ዝውዕሉ ጋስኬት ናይ ኣወቶክሌብ ማዕፆ በሪ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ዝምልከተኩም መቅረብቲ በቲ አብ ታሕቲ ዘሎ ናይ ጨረታ ረቋሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 5, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 19, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ኮሌጅ መሓሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኣፅቢ ዝ/ዩ ኣቅሑት /ንብረት/ ናይ GMFA ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 28, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 29, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ሰራሕቲ ሓፂነ መፂንስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን
ንኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ እንስሌተር ብረት ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ፅገናሰራሕቲ ሓፂነ መፂን