ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 201 በጀት ዓመት ዝ/ዩ ኣቅሑት ናይ መዛግብቲ ፋይል መደርደሪ ተንሸራታቲ ብብርኪ ክልል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 15, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 17, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 17, 2011 08:31 ደ/ሰዓት
  • ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ
  • - ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ  ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 13/10/2011ዓ/ም ክሳብ 17/10/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ቅ/ቀትሪ ፡ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                             2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/10/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡   

                                            ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408714 ምድዋል ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ