ንቤት ፅሕፈት ከተማ ልምዓት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቁሑትን ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 3, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኣብ ቤት ፅሕፈቱ ንዝርከቡ ከይዲ ስራሕቲ ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ኤለክትሮኒክስ ፣ዝተፈላለዩ መለዋወጢ መኪናን ሞተር ሳይክልን ጀኔረተርን ዝዉዕል ንብረት ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 2, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 16, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት ሞተርሳይክል
ኣብ ቤት ፅሕፈትና ንዝርከባ ተሽከርከርቲ መካይን ንበጀት ዓመት 2008 ዓ ∙ም መቀያየሪ ኣቁሑት ፣ናይ መካይን ጎማ ፣ሃላቂ መሳረሒ ፅሕፈት ኣናእሽተይ መሳርሕን ተዛመድትንዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 1, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 22, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሰቲት ሑመራ ጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍቲ ማዓድንን ኢነርጅን ካብ መደበኛ በጀት ኣብ ጣብያ ዛታ ታናል ምንዋሕ ምስራሕ ንዝክእሉ ብማይ ኮንስትራከሽን ብደረጃ 8 ብደቀቅቲ ካብ ዝተወደቡ ትካላት ንግዲ፣ብተወሳኪዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 1, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 18, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኦፍላጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ን2008 ዓ/ም ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ሮቋሓ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 29, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 12, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ናይ ዝተፈላለዩ ዓይነት ፅሕፈት መሳርሒን : መካይን ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ስለዝደለየ እዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 28, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 12, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኣብ ናይ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንጠቅላላ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረትን ናይ ማይ ትቦታትን መሳርሒ ቆፃርትንን :ኤሌክትሮኒከስ : ፅሕፈት መሳርሒን ሳይክል ካልኦት ንብረታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዘግእ የድሊ ስለዚ ንዝስዕብ ተማልኡ ተወዳደርቲ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 27, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 22, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት ሞተርሳይክልቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ (እስቴሽነሪ ኣቑሑት) : ናይ ኤሌክተሪክ ኣቁሑትን : ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 27, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 11, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኣብ ዉሽጢ ንዝርከቡ ሴክተራት ን2008 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ (ስቴሽኔሪ )ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 27, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 10, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ ∙ም ካብ ሰሩዕ ብጀቱን ካብ ክልል ቢሮ ቴ. ሙ. ት .ስ. ከይዲ ስራሕ ዉፅኢት መሰራት ዝገበረ ስልጠና ንሓፂር ስልጠና ካብ ዝተለአከ በጀትን ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 27, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 11, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሐመራጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት