ንህወሓት ቤ/ፅሕፈት ዘገልግሉ ሐደሽቲ ቀዋሚ ንብረት ሃላቅን ንብረት ናይ ኤለክትሪክ አቁሑ ከምኡ እዉን ናይ ፓርትሽን ስራሕቲ ናይ ፅሬት ስራሕቲ አወዳዲሩ ክገዝእን ክነስርሕን ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 11, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 19, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎትገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር ናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሕታት ፅሕፈት፣ ኤለክትሮኒክስ፣ ሕትመት፣ አቁሑት ፅሬት ፣መለዋወጢ አቁሑ ሞተር ሳይክል ፣ቀወምቲ አቁሑትን ፣ኣቁሑ ኣብያተ ዕዮን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ዝተመደበሉ መደበኛ በጀት ክገዝእ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 10, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/ጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ኣብ ወረዳና ንዝርከባ ቤትፅሕፈት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት መሳርሒ: ናይ ሞተር ሳይክል መዋወጢ ኣቁሑት :ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተንከፍ ኣቁሑት ናይ ዘርኢ አግራብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 9, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 23, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ክልተ ኣዉላዕሎጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻፍዮሪን ሆልቲካልቸርናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2008 3ይ ዙር ዕድጊት ንምፍፃም ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ፡ሎት 2 ናይ ሕክምና ናዉትን ፡ሎት 3 ኤሌክትሮነከስ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 9, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 22, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኒኮላስ ሮቢንስን ቤት ትምህርቲ ናይ ፅሕፈት ን ፅሬት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 8, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ንቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረት ንምዕዳግ ካብ 4 ለካቲት ክሳብ 6 ለካቲት 2008 ዓም ዝተጋወሐ ምንባሩ ዝፍለጥ ዩ ሕዚ ግን መዕፀዉን መክፈትን ጨረታ 18 ለካቲት 2008 ዓም ተሪፉ ን 24 ለካቲት 2008 ዓም ሰዓት 3፡45 ዝተናወሐ ምካኑ ንሕብርዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 19, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 24, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንኬሚካልን ሪኤጀንትናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ንዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ናይ መደበኛ በጀት 2008 ዓም መሳርሒ ፅሕፈት ፣ማሽናት ወይከዓ ኮምፒተርን ፕሪንተርን፣ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ንሕትመትን፣ኣናእሽተይ አቁሑትን ካልኦት አቁሑትን አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 3, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሕንጣሎ ዋጅራትጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ እትደልዩ እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 1, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 10, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ህትመትን ብጨረታ ክዕድግ ክህትምን ስለዝደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 1, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኣብ ኮሚሽንፖሊስ ክልል ትግራይ ንኣብያተ ዕዩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 30, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 14, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት