ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ብርክት ዝበለ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ መኪና ጎማ :ናይ መኪና ስፔር መለዋወጢ ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 1, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 14, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ከተማ ሽራሮ ን 2010 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር አክሰሰሪን: ዕጥቅታት ስፖርት :ፋርጎ ማሽን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 30, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 13, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ናይ ዞባ ደቡብ ፍትሒ ቤት ፅሕፈት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ሕትመት : ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 29, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 13, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብቲ ወረዳ ዝርከባ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ፅሕፈት: ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ጋራጅ: ጎማታታት መኪይን : ፅገና ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት መለዋጢ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ገፀግንን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 28, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 12, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ናዕዴር ዓዴት ጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዓዲግራት ን ዞምም ዝስዕብ መሳርሒታት ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 28, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 8, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ምህንድስና ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
የሰቲት ሁመራ ከተማ አስ/ፋይ/ኢኮ/ል/ጽ/ቤት የጽሕፈት መሣሪያዎች፣ አላቂ ንብረቶች፣ የስፖርት ትጥቅ እና የጽዳት መሣሪያዎች፣ የህትመት ዕቃዎች፣ የመኪና መለዋወጫ ዕቃዎች፣ ሞተር ሳይክሎች እና ብስክሌቶች እና የተለያዩ ኤሌክትሮኒክስ ዕቃዎች በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋልዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 28, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 10, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሰቲት ሑመራ ጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት 2010 ዓም ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 26, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 8, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2010 ዓም ዘበነ ትምህርቲና ንቤት ትምህርቲና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ መቅረብቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 24, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 29, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ዘገልግል ናይ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ሃላቂ መሳርሒ ፅሕፈት : ሃለቂ መሳረሒ ፅሬትን ኣናእሽተይ መሳርሒን : ፅግና ናዉትን : ግልግሎት ሕትመትን ዕደጋ ከካይድ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 24, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 8, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሰቲት ሑመራ ጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ንአብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : መነፃፀሪ ክብደት ሚዛንን ነዳድን: ኤሌክትሮኒክስ:ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 24, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 11, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ምህንድስና ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት