ዞባ ደቡብ ምብራቅ ማእኸል ቤት ፍርዲ ካብ 2010 ዓ/ም መደበኛ በጀት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅ /መሳርሒ : ፅሬት አቐሑት ናይ ቢሮ አቁሑት ፈርኒቸር: ላፕቶፕ ፎቶኮፒ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደሊዩ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 23, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 5, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንዝተፈላለዮ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 23, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 5, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሓዉዜንጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ቤት ፅሕፈታት ናይ 2010 በጀት ዓመት መሳርሒ ፅሕፍት አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 21, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 4, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሕንጣሎ ዋጅራትጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ናዉቲ ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክግልገለ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 20, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 10, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
የኢትጸያ ገቢዎችና ጉምሩክ ባለስልጣን መቀሌ ቅጽቤት ድርጅቶችን በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ የሚከተሉትን ዕቃዎች ግዥ መፈፀም ይፈልጋልዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 27, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ስራሕቲ ዝዉዕሉ ንናይ 2010 ዓ ∙ም በጀት ድማ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ መሳርሒ ፅሬት ፣ መሳርሒ ፅገና ህንፃ፣ ንወርክሾፐ ዘገልግሉ ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 15, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 3, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትናይ ምህንድስና ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ሸባ ሌዘር ኢንዱስትሪ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ን6ተ ወርሒ ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፅሬት ኣቅሑን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 15, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 20, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ኣብ ሎት ሐደ ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ሕተመት ንኡሽተይ መፅሓፍ :ብሮሸር: ፖስተር : ባነራት : ናይ መሰልጠኒ ማንዋል ኮፒ ገይርካ ብፕላስቲክ ከቨርን ብሓርድ ከቨር ብስቴፕልስ ወቂዕካ ብሻራ ምጥራዝ : ሎት ሰለሰተ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ክዕድግ ይድሊ ንክወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 15, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 4, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ካብ መንግስቲ ብዝተፈቐደሉ በጀት ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ፅሬት : መሳርሒ ህንፃ :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ :ኣቅሑት መኪና ስፔር ፓርት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 13, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 3, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2010 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 10, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 22, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት