በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሃለቅትን ፅ/መሳርሒ ኣቅሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ብፕሮፎርማ ክትወዳሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 8, 2012 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ ክራይ መካይንን፣ ስፖንጅ ፍርናሽን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 24, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺንፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ጥዕና ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ጨረታ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣጎልግሎት ዘዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት አዉን መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናዉቲ ፅሬት ፡ መሳርሒ ሕትመት፣ ናይ ምግቢ መጠዓዓምቲ ፣ መለዋወጥቲ ኣቅሑት መኪና ፣ ቀወምቲ ንብረት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትጫረቱ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 13, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኣቅርቦት ምግቢ ናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ዞባ ምዕራብ ትግራይ ወረዳ ፀገዴ ኣዉሮራ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናይ ማይ ኤሌክትሪካል ኣቀሑትን ኤሌክትሮኒክስን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 13, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ: ፀገዴጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ንዝተፈላዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶን ክትጫረቱ/ክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 12, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ ስቴሽነሪ መቕረብቲ ኣቅሑትብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 28, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 30, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2012 ናይ 2ይ ዙር ጨረታ ን 5ይ ዙር መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኮንስትራክሽን ፣ መፀባበቂ/ኮስሞቲክስ/ ፣ ዓለባ ፣ ሕትመት፣ መመገቢ ናዉትን ፣ ኣፋዉስ እንስሳን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 27, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 12, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣግበጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናገዛ ኣቁሑትናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትንጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 27, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ነቲ ኮሌጅ ከገልግሉ ዝክአሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሕታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት