ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ ትግራይ መሳርሒ ፅሕፈትን፣ ጎማ መኪናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ን 2012ዓ/ም በጀት ዘመን ዝዉዕል ክኣስር ይደሊ ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 14, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 28, 2012 05:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ንዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 13, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 14, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ማቺንግ ፈንድ ዝመፀ ፅ/መሳርሒ ፈርኒቸር በጀትብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 17, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ን ቤ/ፅ/ር/ምም/ርን ዞባ ክልል ስታፍ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑትን፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 13, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ፣ ራበርሺት ምስ መስፈይኡ ሓዊሱ ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 11, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጨርቃ መርቂን ኣልባሳትንፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
የግብርና ገጠር ልማት ቢሮ ከዚህ በታች የተጠቀሱትን ዕቃዎች መግዛት ፣ የፅሕፈት መሳርያ እቃዎች ስለሚፈልግ የመወዳደርያ ሃሳብ እንድታቀርቡ ይጋብዛልዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 8, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 11, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ትምህርት ስልጠናን ፀገዴ ካብ ናይ መደበኛ በጀትን ን2012ዓ/ም በጀት ዓመትን ን ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕል፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስን ፣ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 8, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 21, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ማይጨዉ ፓሊ ቴክኒክ ኮሌጅ አብ 2012ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ንካልአት ግልጋሎትን ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ (ማንፋክቸሪንግ: ኮንስትራክሽን : ዋተር ቴክኖሎጂ/ ኤሌክትሪካል ቴክኖሎጂ ፣ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂይ፣: ፅሕፈት መሳርሒን፣ ፅሬት መሳርሒ ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 8, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 24, 2012 07:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኣክሱም ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2012 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ፣ናይ ሸቀጣ ሸቀጥ ኣቅሑት፣ ንምዕዳግ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 8, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 19, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኣቅርቦት ምግቢ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ከለር ፕሪንተር ቀለም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቕርቡ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 8, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 10, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት