ዓዲ-ሓ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2012ዓ/ም ብGEQIP ዝተመደበ በጀት ዝዕደጉ ናዉቲ ፅሕፈት ትምህርቲ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።/ ደስጣ ወረቀት በዝሒ 100፣ ቀለም ፕሪንተር 08፣ ሰመያዊ ቢሮ 60፣ ድቫይደር 06/ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 22, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 25, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ፋብሪካችን ሞሓ የለስላሳ መጠጦች ኢንዳስትሪ አክስዩን ማህበር መቐለ ፋብሪካ ፔፕሲ ኮላ ለፋብሪካዉ ኣጎልግሎት የሚዉል የፅሕፈት መሳርያ ዕቃዎች በጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ይፍልጋል ስለሆነም ከዚህ በታች የተገለፁትን የጨረታ መመርያ እማልታቹ መወዳደር ትችላላቹዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 16, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 23, 2012 08:15 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ሆስፒታል ዉቅሮ ኣብቲ ሆስፒታል ደቂሶም ንዝሕኮሙ ሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ምግብን ሃለቅቲ ኣቅሑት ማለት እዉን ፣መሳርሒ ሕትመት፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ሃለቅቲ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ስጋ ፣ ኣትክልትን ፣ ፍረምረን ብሓፈሻ ኣስቤዛ ሸቀጣ ሸቀጥን እንቃቅሖን ብግልፂ ጨረታ ኣብ 2013 ዓ/ም በጀት ዓመት 1ይ ፍርቂ ዓመት ኣጫሪቱ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 16, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 28, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኣቅርቦት ምግቢ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ክረምታዊ መደባት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ከወዳድር ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 22, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 24, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳደዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ /ወረቀት 80 ግራም 500 ሽት ደስጣ 170 ፣ ቀለም ኦርጅናል 05/ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 22, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 25, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሬት ኣቀሑት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ መኪና ጌጣጌጥ ፣ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 19, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 23, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2013 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት ፣ መኪና መለዋወጢ ፣ ህንፃ ኣቅሑት ፣ ኤሌትሪክ ኣቅሑት ፣ ሕትመት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፅገና ፣ ማይ ቦጥ ዝተሓከመ ማይ ረሳሕ ፈሳሲ ፣ ናይ ፕሪንተር ቀለም ምምላእን ፎቶ ኮፒን ፣ መቐለ ዙርያ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ኣዉቶብስ መኪና ክራይ ፣ ሓለወ /ኣዉትሶርስን/ /ጋራዥ / ደረቕ ፅንፀይቲ መካይን ፅገና ናይ ሓደጋ ምኽልኻል ሲሊንደር ምምላእ / ደረቅ እንጀራ ኣብ ሆስፒታልና ጋጊርካ ንሕሙማት ምቅራብ ፣ ስጋ እንቃቅሖ ኣትክልትን ፣ ዉፅኢት ባልትና ፣ ሓላዋ ጋራዥ መካይን ፅገና ብደቀቅትን ኣናእሽተይን ማሕበር ዝተወደብኩም ዉልቀ ደኣንት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ መዐቀኒ ንተማልኡ መቅረብቲ ግልጋሎት ወሃብቲ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 30, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናኣቅርቦት ምግቢ ካፌን ሬስትራንትንፅገና ተሽከርካሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ሕትመት ኣቁሑትንመኪና ክራይስራሕቲ ሓለዋ
ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ፐሮጀክት ኦፊስ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 17, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 19, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ንእሽተይ ባትሪ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 15, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ዝተፈላዩ ናይ ፅሕፈት ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኹም ንገልፅ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 10, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 19, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት