ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝማሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብ ዘለወኦ ልዑል ምህርቲ ፀባ ዝህባ ሆልስቴን ፍርዥያን ዓሌት ምሩፃት ዓሌት ከፍቲ ብምኸንያት ፅበት ደንበ ከፍቲ ቀኒሱ ክሸይጥ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 27, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 7, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡ
... ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዓይነት መለዋወጢ ኣቅሑት ክሽጥ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 26, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ኣይጠቅስ ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
... ርቲ ጎማን ስፔርን፣ ናይ ፕሪንተር ቀለማትን ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 25, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 30, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ምምሕዳርን ንብረት _ ዝተፈላለዩ ዘገልገለ ንብረታት ማለት እውን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት፡ ናይ መኪና ጎማን ስፔር ፓርትን ዝተፈላለዩ ሃለቅቲ ኣቕሑት ፈርንቸር ኣቁሑትን ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለይ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 23, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 7, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ማለት እዉን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ መኪና ጎማን መለዋወጢ ኣቅሑትን : ዝተፈላለዩ ሃለቅቲ ኣቅሑት : ኣቅሑት ቢሮን : ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 23, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 8, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ናብ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዘገልገለ ወረቃቅቲ ብኪሎ ክትሸጥ ሰለዝደለየት።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 19, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 23, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ዉሽጢ ትካልና ዝርከብ ባህርዛፍ ኣወዳዲሩ ብጨረታ ክሽይጥ ስለ ዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 16, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 20, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡ
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ነበለት ዝተፈላለየ ንማይ መድፊኢ እንጥቀመለን ዝነባራ ዝዓነዋ ጀነሬተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሰነ 15, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 19, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ነበለትጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ኣብ ዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት እንሃባ ፀኒሐን አሪገን ካብ ግልጋሎት ወፃኢ ኮይነ ዝርከባ ተሽከርከርቲ መኪና : ሞተር ሳይክለት : ካልኦት ዝተፈላለየ ቀወምቲ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሽይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 14, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 26, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና/ማሺን ምሻጥካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ዉሽጢ ትካልና ዝርከብ ባህርዛፍ ኣወዳዲሩ ብጨረታ ክሽይጥ ስለ ዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 11, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ሰነ 15, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡ