ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ነበለት ዝተፈላለየ ንማይ መድፊኢ እንጥቀመለን ዝነባራ ዝዓነዋ ጀነሬተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

1 ግብሪ 2016 ዓም ዝከፈለን ናይ 2017 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝሐደሰን

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዘለዎ

3 ተጫረቲ ንጨረታ መከብሪ ዝኮን ኣብ እዋኑ ብዝተረጋገፀ ሰርቲፋይድ ቼክ 30000 ከትሕዝ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ብር 500 ብምክፋል ካብ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 5 ካብ ዕለት 10/10/2017 ዓም ክሳብ 19/10/2017 ዓም ሰዓት 330 ምዉሳድ ዝከኣል ምካኑ

5 ሰዓራይ ጨረታን ዝሰዓሮ ንብረት ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ዋጋ 10  ሚእታዊ ዉዕሊ መክበሪ ብምሓዝ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

6 ድሐሪ ዉዕሊ ምእሳሩን ሓፈሻዊ ክፍሊት ድሕሪ ምፍፃም እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ካብቲ ቦታ ኣልዕሊ ክወስድ ዝክእል

7 ኣብቲ ዝርዝር ጨረታ ቅሬታ ኣለኒ ዝብል ተወዳዳራይ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ቅሬቱ ብፅሑፍ ከቅርብ አለዎ

8 እቲ ጨረታ አብ ቢሮ ቁፅሪ ሰለሰተ ዝተዳለወ ሳንዱቅ 19/10/2017 ዓም ሰዓት 400 ኦርጅናል ኮፒን ብምግባር ከእትዉ አለዎ

9 እዚ ጨረታ 19/10/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 430 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዝተረክበሉ ይክፈት

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0923456209/ 0911897585

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s