ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ፋይናንስ ወረዳ እምባ ኣላጀ ነቲ ወረዳና አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኮምፒተርን ተዛመድቲ : ከምእዉን ስራሕቲ ሕትመት: ፅሕፈት ኣቅሑት : ኣቅሑት ፅሬትን : ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 10, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 23, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እምባ ኣላጀጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር መንግስታዊ ግልጋሎት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 13, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ምልኸታ ፕሮፎርማ/ ናይ ወርሒ ጥሪ 2016 ዓ/ም/ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 8, 2016 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፍርዲ ወረዳ ፃዕዳ እምባ ኣብ ዓመት 2016ዓ\ም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ኤለትሮኒክስ ኣቑሑት፣ፈርኒቸር ናይ ቢሮ ኣቑሑትን ሕትመትን ብግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብ ቤት ፅሕፈትና ሰነድ ጨረታ ወሲድኩምን እዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ብምምላእ ክትጫረቱ ከም እትክእሉ ክነፍልጥ ንፈቱ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 2, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 16, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ቢሮ አቁሑት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር መንግስታዊ ግልጋሎት ሰራሕተኛታት ዝዉዕል ባጅ : ቲተርን : ክቢ ማህተምን ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 3, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ሕተመትን ፅሕፈት መሳርሒን ብፕሮፎርማ አጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ናይቲ ዘርፊ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዘተፈላለያ ቢሮታትን ኮምሽንን ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ሕትመታት /ፓድ/ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክሐትም ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ (ሕትመት መቕረብቲ/ስራሕቲ) ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ለምለም ካርል ሆ/ል ማይጨው ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ሕትመት ብጨረታ መሰረት ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ኩሓ ንኣብያተ ፅሕፈት ዘገልግሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ፈርኒቸር : መሳርሒ ህንፃ : ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኩሓጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ሕትመት ኣቁሑትን