ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ናይ ማሕበር ልምዓት ትግራይ በጀት ንኣብያት ትምህርቲ ዝዉዕሉ ቆርቆሮ ካብ ናይ ስሩዕ በጅት ስራሕቲ ሕትመት ካብ LSLMB ፋልሲ ኣፕልን ፋልሱ ቡንን 2010 ዓም በጀት ዓመት ንናይ ወረድኡ ቤት ፅሕፈታት አገልግሎት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 20, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 3, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ: ፀገዴጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻፍዮሪን ሆልቲካልቸርኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ኣብ ሎት ሐደ ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ሕተመት ንኡሽተይ መፅሓፍ :ብሮሸር: ፖስተር : ባነራት : ናይ መሰልጠኒ ማንዋል ኮፒ ገይርካ ብፕላስቲክ ከቨርን ብሓርድ ከቨር ብስቴፕልስ ወቂዕካ ብሻራ ምጥራዝ : ሎት ሰለሰተ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ክዕድግ ይድሊ ንክወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 15, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 4, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 10, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 25, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ህንፃ : ሕትመት ኣይቲ እና ተዛመድቲ ፅሬት መሳሒ ኣይትን ካልኦት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 10, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 22, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወልቃይትጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ኣብ 2010 በጀት ዓመት 1ይ ዙር ዕደጋ ዝተፈላለዮ ንብረት ብምድብ መቂሉ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 7, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 19, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት 2010 ዓም ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከሕትም ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 7, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 20, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ካብ በጀት ዓመት 2010 ን2ይ ዙር ዕደጋ ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ጎማን ባትሪን : ኣቅሑት ብሮድካስት መቀበሊ መረከብን : መሳርሒ ህንፃ : ኤሌክትሪክ : መለዋወጢ ኣቀሑት ማይ ቧንቧ :ኣቅሑት ቢሮ: ስራሕቲ ሕትመት ኢሉዉን እታወታት ምግቢን ሻሂ ክበብን ኣገልግሎትን አገልግሎት ጋራዥ ኣብ ዝተፈላለዩ ጨረታ ብምክፋል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 6, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 26, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሐመራጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ሕትመት ስራሕቲቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2010 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ንብረታት ብምድብ መቂሉ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 4, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 22, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ 1ይ ንኣብያተ ፅሕፈት እቲ ክፍለ ከተማ ን2010 ዓም በጀት ዓመት ዘገልግሉ ናይ ዝተፈላለዩ ዕደጋታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 3, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 21, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ሕትመት ስራሕቲ
ናይ ዞባ ደቡብ ፍትሒ ቤት ፅሕፈት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ሕትመት : ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 29, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 13, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ