ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ናይ ማሕበር ልምዓት ትግራይ በጀት ንኣብያት ትምህርቲ ዝዉዕሉ ቆርቆሮ ካብ ናይ ስሩዕ በጅት ስራሕቲ ሕትመት ካብ LSLMB ፋልሲ ኣፕልን ፋልሱ ቡንን 2010 ዓም በጀት ዓመት ንናይ ወረድኡ ቤት ፅሕፈታት አገልግሎት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይዚ ዘመን ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም Â

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎም

3 ምስክር ወረቀት መቅረባይነት በቲ ዘፈር ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2010 ዓም ወርሓዊ ሒሳብ ዝዓፀዉሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ ንፈልሲ ኣፕልን ቡንን ግና ኣይግደዱን

4 ካብ 18 ሕዳር 2010 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 3 ታሕሳስ 2010 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንነብስወከፍ ምድብ ዘይምስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ ማለት እዉን ምድብ 1 ቆርቆሮ ምድብ 2 ስራሕቲ ሕትመት ምድብ 3 ፈልሲ ኣፕልን ንምድብ 4 ፋልሱ ቡንን

5 ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ንበስወከፍ ሎት 3,000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ ካብ ሕጋዊ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም

6 ጨረታ ዝካየደሉ ኣብ ወረዳ ፀገዴ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዕለት 3/4 /2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ ብተመሳሰሊ ዕለት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣበ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካቦም ናይ ጨረታ ስነ ስርዓት አይተኣጎጎልን

8 ተጫረቲ ሰዓራይ ኮይኖም ምስተረከቡ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብኣካል ብምቅራብ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት 10 ብጥረ ገንዘብ ወይ ክብ ሕጋዊ ሚኢታዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ዉዕሊ ብምአሳር ብዝተኣዘዝዎ ብስፔስፊኬሽን መሰረት ንበረት ኣብ ዉሽጢ 15 ተከታተልቲ መዓልቲ ኣብ ወረዳ ፀገዴ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብበዓል ሞያ አፈቲሹ የረክቡ

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10 ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 35 ናይ ስራሕ መዓልቲ እዩ

11 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይም ምንካይ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

12 ንተወሳኪ ሓበሬታ 0914190333 ወይ 0931486685 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉÂ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ