ካሕሳይ አበራ ሆስፒታል ሑመራ ካብ በጀት ዓመት 2008 ናይ ቀዳማይ ዙር ዕድጊት ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቁሑት፣ ደንቢ ክዳንን፣ ኣቁሑት ኤለክትሪክ ፣ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅርቦት ምግቢ፣ መቀያየሪ ኣቁሑት ማይ ፣መሳርሒ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 9, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 20, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሐመራጨረታ መደብ:ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኣቅርቦት ምግቢ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ሕትመት ኣቁሑትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ማእከላይ ሆስፒታል ሞኸኒንግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 5, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 20, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መኮኒጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ማለትዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 25, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ኣብቲ ቢሮ ንዝርከባ ከይዲ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት ሓደ መሳርሒ ህንፅ ሎት ክልተ ንብሄራዊ ፈታና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቅጥዕታት ምሕታምን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከሕትምን ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 16, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 30, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ሕተመት ፣ግልጋሎት ቅዳሕ ማለት እዉን ፎቶ ኮፒ ፣ተዛመድቲ አቁሑት ኮምፒተርን ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 26, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 12, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ኣብታ ከተማ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቁሑት ኤሌክትሮኒከስ : ኣቁሑት ፅሬት : መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና : ኣቁሑት ቤት ፅሕፈት : መሳርሒ ሕትመት : ደንቢ ክዳንን መሳርሒ ህንፃ ካብ ተጫረቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 20, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣላማጣጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ን በጀት ዓመት 2008 ዓ /ም ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቁሑ ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑ ኤለክትሪክ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኮምፒተር ኣክሰሰሪ ፣መሳርሒ ሕትመት፣ ኣቁሑ ፅሬት ፣ ኣንሶላን ፍራሽን፣ መድሓኒትን ናዉት ሕክምና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ኣብዚ ጨረታ ንክትሳተፋ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 19, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ ም ብኮንስትራክሽን ሞያ መደበኛን ሓፂርን ስልጠናን ዘሰልጥኑ ንሰልጠንቲ ዝተመደብሎም በጀት መሰረት ብምግባር ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናይ ፅሬት ፣ ናይ ማይ ኣቁሑት ፣ ኤለክትሪክ ፣ኮንስትራክሽን ፣ናይ ብሎኬት፣ ኮብልስቶን ፣ፈርኒቸርን ፣ሕትመትን ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ብግልፂ ጨረታ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 18, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣግበጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ናይ ቀዳማይ ዙር ዕድጊት ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት :ደንቢ ክዳን : ኣቅሑት ኤለክትሪክ : ኣቅሑተ ኤለክትሮኒክስ : ኣቅርቦት ምግቢ: መቀያየሪ ኣቅሑት ማይ :መሳርሒ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 8, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 20, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሐመራጨረታ መደብ:ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ን 2008 ዓ/ም ግልጋሎት ዝወዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ኣቁሕት ሕትመት : ኣቁሕት ፅሬት :ኣቁሑት ኤሌክትሪክ :ናይ ማይ ቧንቧ ኣቁሕትን: ደንቢ ክዳንን ናይ ሕሙማት ኣንሶላ ካልኦትን በቢ ዘርፉ ዝተፋላለዩ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 5, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 18, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን