ጣብያ ጥዕና መቐለ ን2012ዓ/ም ፅሬት ኣቅሑት፣ ሕትመትን ፣ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 12, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 16, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ኣጎልግሎት ደም ባንኪ መቐለ ነቲ ቢሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፣ መሳርሕታት ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ፅሬት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መካይንን ፣ ሕትመትን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 25, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ሹም ዝኮነ ናይ ሕትመት ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይንዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 10, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ኣቁሑትን
መሓሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ኣፅቢ ኤሌክትሮኒክስ ICT ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣መሳርሒ ህንፃ፣ ፣መሳርሒ ዕንፀይቲ/መሳርሒ ጣውላ/፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑ፣ ናይ ሕተመት መሳርሒ፣ ሓፂን መፂን ፣ ስፖርት ዕጥቂ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፅሬት ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 23, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:Atsbiጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትንሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ዝኸዉን ናይ ሕትመት ኣቅሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 2, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ን ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 4, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ዶቡብ ንኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቑሑት ፅሬትን፣ፈርኒቸር ፣ኣቅሑ ሕትመት ፣ ኤሌክተሮኒክስ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 4, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ቤት ፍርዲ ወረዳ መደባይ ዛና ንኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፤ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፤ ኣቅሑ ቢሮ ፣ ሕትመትን መሳርሒታት ፅሬትን፤ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መደባይ ዛናጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ማእከላይ ኣብያተ ፍርዲ ዞባ ማእከል ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ን ዞባ ኣብያተ ፍርዲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሒ ሕትመት ፣ ኣናእሽተይ ኣቁሑት ፣ ፅገና ኣቅሑት ገዛ ፣ፅገና ማሽን ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና፣ ኣቅሑት ገዛ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 3, 2012 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ናገዛ ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርፅገና ማሽነሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን