ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 6, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 19, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም ንናይ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት መኪና ግልጋሎት እትውዕል ናይ መኪና ኣቁሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም። ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 19, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 9, 2018 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ብቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስብዓ እንደርታ ንኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ማለት አዉን እስፔር ፓርት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ስራሕቲ ሕትመትን ከምእዉን ናይ ኢንዳስትሪ ናዉቲታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክግልገለን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 22, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ምህንድስና ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ኣብ 2018 ዓም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ንዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ስራሕቲ ሕትመት : ኣቅሑት ፅሬት : ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን ህክምናን : ባትሪን ተሸከርክርትን : መቀያየሪ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ : ኣቀሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ስፖርት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 18, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ናዕዴር ዓዴት ጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤ/ፅ ል/እቶትን ምምሕዳር ፋይናንሰ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ኣብ ባጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ፤ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ፤ ሞተር ሳይክል ሰፔር ፤መኪና ሰፔር ብግልፂ ጨረታ ኣውዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 22, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
... ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 3, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎታት ዝውዕሉ ናይ መኪና ስፔርን ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 3, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 18, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ን 2018 ዓም ንከይዲ ስራሕ መሰረት ልምዓት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሎደር ጎማ ንቤት መዘጋጀ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ንእሽተይ መኪና ጎማ ከምእዉን ንቤት ፅሕፈት መንገዲ ትራንስፖርትን ከተማ መቐለ ከተማ ኣዉቶብስ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 3, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 16, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት(ኣቕሑት) ንክትዕድግዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና