ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ስፔር ፓርት ንምግዛእ ስለዝደለየ ፕሮፎርማ ዕድጊት ክትወዳደሩ ይዕድም ከማለኡዎ ዝግበኦም ቅድመ ኩነታት ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕዳጋን ፋይናንስን ምምሕዳርን ግልጋሎ ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ትክእሉ ትክእላ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ዝዉዕል ንኮድ LAN 25 ንታርጋ ቁፅሪ ትግ .4-01278 ኣባዱላ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሺኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ጨረታ ንከተእትዉ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 6, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መካይን ጎማን ኣቁሑትን ካብ ሕጋዊያን ትካላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 6, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፀጥታ ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ በፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 7, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ዓባይ ሰርቢስ መኪናን ንናይ ፎርድ መኪና ኣቁሑትን ኣወዳዲሩ ክገዘእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ዘትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 7, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 7, 2011 07:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ብርጅ ስቶን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 6, 2011 09:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ኤጄንሲ ምርግጋፅ ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጄንሲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና እስፔርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 6, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 6, 2011 09:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና