ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ስፔር ፓርት ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ፣ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ፣ ደረቕ ፅዕነት መጓዓዝያ ፣ ብረታ ብረት ስራሕ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዞባ ስታፍን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም 1 ጥሙር ዕዲጊት ንከተማ ዓ/ዓዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና እስፔር ኣቁሑይ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 11, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
የእዳመሆኒ እቅድና ፋይናንስ ፅ/ቤት በደን ሴክተር ኣጎልግሎት የሚዉል ስፔር ፓርት በፕሮፎርማ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 11, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 05:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሓ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ንኮድ HZJ105 ንታርጋ ቁፅሪ ትግ 01003 ኮፕራ መኪና ብተወሳኺ ድማ ንኮድ 166 ሃይሎከስ መኪና እስፔር ፓርት ብተወሳኺ ድማ ናይፓራዶ ብረጀስቶን ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወደደረ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሺኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ንከትእትዉ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና እስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክታሳተፉ ትክእሉ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ንዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ናይ ሞዴል መኪና ZN1033 UBX ጎማ ቻሲ LNTGUCs7TN 750443 ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቅሓ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና