ቢሮ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለየ ዘገልገለ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዘይህቡ ዝውገዱ ንብረታት ናይ ፅ/መሳርሕ + ናይ ፈርንቸር + ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ጎማን ባትሪን ቀናይ ህንፃ ቆርቆሮ +ኣብ ስቶር ሓደሽቲ ኮይኖም ግልጋሎት ዘይሃብን ግዚኦም ዝሓለፎምን ዝ/ዩ ኣቁሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 6, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለያ ሴክተራት ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ዝርከብ ዝተፈላለየ ዘገልገለን ብፀላእቲ ዝዓነወን ዝተሰባበረን ናይ ቢሮ ኣቅሑት፥ ፈርኒቸራትን ኤለክትሮኒክስን ማለት ኮምፒተር፣ ላፕቶፕ፣ ፎቶ ኮፒ ማሽን፣ ፍሪጅ ከምኡ እውን ዝተፈላለየ ናይ መኪና ቅያር ሰፐር ጎማ፥ ባትሪ፤ አለሙኔም፥ ብረታብረት /ረታመ ካልኦትን ወዘተ ንመላእ ነበርትን ንግዲ ማሕበረሰብን ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ዓድግራት ኣብ ዉሽጡ ዝርከቡ ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት አወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 19, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 3, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ አብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኢንዱስትሪ ዞንን ክላስተር ማእኸልን ከተማ ዓዲግራት ቀበሌ 01 ፍሉይ ሽሙ ኢንዱስትሪ ዞን አብ ዝበሃል ቦታ ዝርከብ ርሑስ ደዉ ዝበለ፣ ደረቕ ዝተቆሪፀ ፣ ርሑስ ዝወደቀ ቀላሚንጦስን ሓፂን በሪ ማዕዖን - ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥን ከወግድን የደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 18, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ዓይነታ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ፣ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 21, 2017 08:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ዘካይዶም ናይ ህንፀት ፅገና መንገዲን ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ማለት እዉን አቅሑት ኤሌክተሮኒክስ: ሐደሽቲ ናይ ተሽከርክቲ መለዋወጢ አቅሑትን ዘገልገለ ንብረትን : ንሰራሕተኛታቱ ዝከዉን ደንቢ ደንቢ ልብስ ንምዕዳግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 21, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናኣቅርቦት ምግቢ ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
በዓል መዚ እቶት ክልል ትግራይ ዝተፈለላዩ ዘገልግሉ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ዝምልክተኩም ኣካላት እዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 21, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ትካልና ዝርከብ ብ ብረት + ዝተሰርሐ ዓራት ክሸይጥ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 8, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ትካልና ዩናይትድ ስቲልን ሜታል ኢንዳስትሪ ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ኣብ ናይ ሓፂን መፂን ናይ ስራሕ ዘርፊ ዝተሰማረየ ትካል እንትከውን ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ንዘለው ተረፈ ምህርቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 7, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ