ትካልና ዩናይትድ ስቲልን ሜታል ኢንዳስትሪ ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ኣብ ናይ ሓፂን መፂን ናይ ስራሕ ዘርፊ ዝተሰማረየ ትካል እንትከውን ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ንዘለው ተረፈ ምህርቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ጨረታ ተረፈ ምህርቲ

ትካልና ዩናይትድ ስቲልን ሜታል ኢንዳስትሪ ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ኣብ ናይ ሓፂን መፂን ናይ ስራሕ ዘርፊ ዝተሰማረየ ትካል እንትከውን ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ንዘለው ተረፈ ምህርቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ዓይነት ንብረት

1. ናይ ስሊትንግ ተረፈ ሓፂን = 1000 kg

2. ተረፈ ምህርቲ ትቦ ሓፂን (B-rade) = 308 kg

3. ናይ ጥረ አቅሓ መዓሸጊ ሽፋንን ቁርፅራፅን ላሜራን =1600 ኪ.ግ

4. ዘገልገለ በረሚል ሓፂን =25 ብቁፅሪ

5. ዘገልገሉ ዓበይቲ ጎማታት 34 ብቁፅሪ

6. ዘገልገሉ ኣናእሽቲ ጎማታት 28 ብቁፅሪ

መብርሂ

ስለዝኮነ ድማ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለዎ ትካል ወይ ግለሰብ ክገዝኣሉ ዝኽእል ዋጋ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፅአሉ ዕለት 22/5/2/2017 እስካብ 5/6/2017 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብስም ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኣብ ቢሮና ብምምፃእ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ብዝተዳለወ ሳንዱቕ ውሽጢ ምእታው ይኽእሉ እዮም።

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ

1. ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ቲን ቁፅርን ኦርጅናልን ዘይምለስ ኮፒን ከምፅኡ፣

2. ዝርዝር ዝሓዘ ሰነድ ካብ ዋና ቢሮ ላጪ መፂእኹም ምውሳድ ትኽእሉ ኢኹም፣

3. ተጫረቲ ሰነድ እንትወስዱ ንጨረታ ዝቐረበ ተረፈ ምህርቲ ብአካል ምርኣይ ይኽእሉ እዮም

4. ተሳተፍቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ብር 10,000/ዓሰረተ ሽሕ/ ሲፒኦ (CPO) ብትካልና ሽም United Steel and Metal Industry p / plc ዝተዳለወ ከትሕዙ ይግባእ።

5. እቲ ጨረታ ብዕለት 5/6/2017 ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት በቲ ዕለት 3:30 ይኸፈት

6. ናይቲ ጨረታ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 5(ሸውዓተ) መዓልትታት ዝሰዓሮ ንብረት ሙሉእ ከልዕሎ ይግባእ።

7. ሰዓራይ ውዕሊ እንትኣስር ናይቲ ጨረታ ጠቅላላ ዋጋ 10% ብትካልና ሽም ሲፒኦ(CPO) ከትሕዝ

ኣለዎ።

8. እቲ ጨረታ ሰዓራይ ንብረት ክርከብ ከሎ ናይ ሚዛን፣ መፅዓኒ፣ መራገፍን ክፍሊት ባዕሉ ይፍፅም

9. እዚ ኣብ ላዕሊ ተገሊፁ ዘሎ ንብረት መጠን ክውስክን ክንክን ስለዝክእል እቲ ዓዳጊ በቲ ኣብ ሚዛን ዝርከብ መጠን በቲ ዝሰዓሮ ከልዕል አለዎ።

ትካልና ዝሐሸ አማራፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s