ዉቅሮ ማእከል ህንፀት ንናይ 2010 ባጀት ዓመት መሳርሒ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ናይ ህንፃ መሳርሒን : ፈርኒቸር :ናይ ኤሌከተሮኒክስ: ወራጅን ሞራለን ባህርዛፍ : ቀለብ እንስሳት ፍርስኳ : ማተኔላን ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ክገዝእ ክሕዝን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 17, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 2, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻፍዮሪን ሆልቲካልቸርኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይነስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈት ን2010 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ 2ይ ዙር ግልፂ ጨረታ ናይ ሃለቅት ፅሕፈት መሳርሒ : ሕትመት : ፈርኒቸር : ኤሌክትሮኒክስን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 17, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 29, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ደንቢ ክዳን ላዉንደሪ መድረቂን መተኮስን ማሽናት ፍርጅን ከምዉን ናይ ቢሮን ገዛን አቁሑት(ፈርኒቸር) ብግልፂ ጨረታ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድገት ክፍፅም ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 30, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገብረ ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ አብ በጀት ዓመት 2010 ዓ/ም ፈርኒቸር(ቢሮ አቁሑት) ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 2, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዕዳጋ ሓሙስጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ብምድብ መቂሉ ምድብ 1 ወንበረን ጠረጰዛን : ምድብ 2 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒተር ላፕቶፕ : ምድብ 3 መሳርሒ ፅሕፈት ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ኣቅሑት ቢሮ ብብርኪ ክልል ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 6, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ንዝተፈለላዩ ኣብያተ ዕዩታት ዝዉዕል ናዉቲ ፈርኒቸር ማለት እዉን ኣቅሑት ቢሮ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 29, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሕንጣሎ ዋጅራትጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑትን ናይ ቢሮ አቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 11, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 25, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ዝረከብ ኣገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልተ ሕትመት :ሎት ሰለስተ ኣቅሑት ፅሬት : ሎት ኣርባዕተ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሎት ሓሙሽተ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ቢሮ : ሎት ሽድሽት መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል : ዘርኢ ቀለብ እንስሳት ደንን በቲ ዘፍረ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም መቅረበቲ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 11, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 30, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኦፍላጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻፍዮሪን ሆልቲካልቸርናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሕትመት : ኪራይ መኪናን:ኣቀሑት ቢሮን ታቢላን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 9, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 25, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ሕትመት ስራሕቲመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን አመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2010 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኮምፒተራት ላፕቶፓት: ናይ ተምሃሮ ወንበርን :ደረቅ ወንበር : ሸልፍ : ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኔትዎርክ :ኮንክሪት ፓሎታት : ኤሌክትሪክ ኣቅሑት: ካርቶግራፊ : ቴራዞ ኮፍ መበሊ: ፋዉንቴን ጣዉላታትን: አንግል ኣይረን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 6, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 22, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትሰራሕቲ ሓፂነ መፂን