መቐለ ሆስፒታል ጎሚስታ : ህንፃ ኣቅሑት : በዓል ስፖንጅ ወንበር : ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት APTS Regester /ብፕሮፎርማ አወዳደሩ ከገዝእ /ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንገዛ ፈርኒቸርናይ ቢሮ ፈርኒቸርፅገና ተሽከርካሪ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብናይ SLMP 3 በጀት ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒተርን መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 19, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንገዛ ፈርኒቸርናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
... the Supply and delivery of Vegetable Seeds, Office Furniture, Pesticides, Veterinary Drugs, and Toolsዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት መጋቢት 8, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Different for various lot ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርፀረ ባልዕን ነፍሳትንናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን
ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ቢሮ ኣቁሑት ብ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ቢሮ አቁሑት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ አላማጣ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ፅሬት : ናዉቲ ቤት ፅሕፈትን : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ብመደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 5, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 21, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣላማጣጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
በዓል መዚ መንገዲታት ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2016 ናይ UIDP በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት ሐደ ኣቅሑት ፈርኒቸር ሎት ወይ እዉን ናዉቲ ቤት ዕዩ : ሎት ክልተኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ወይ እዉን ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 4, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ማሕበር ልምዓት ዓጋመ ንቤት ፅሕፈትና አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ሐደሽቲ ንብረት ማለት እዉን ኤሌክትሮኒክስን : ናይ ቢሮ ኣቅሑትን (ፈርኒቸር) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 4, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 20, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ማሕበር ቀዳሞት ተምሃሮ ኣጋኣዚ ዓዲግራት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ናይ ተምሃሮ ዴስክን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 30, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 16, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ኣብ ወረዳ ኣድያቦ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲሃገራይ ብናይ ቤት መዘጋጃ በጀት ዝክፈል ዝተፈላለዩ ከይዲ ስራሕ ንመሰረተ ልምዓተ ከተማ አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ ማለት አዉን ፈርኒቸት : ቶታለ ስቴሽን : መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ደገ መብራህቲ ማለት አዉን ፓዉዛ : ኣቅሑት ፅሬት : ዕጥቂ ስፖርትን ዝተፈላለዩ ናዉቲታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 27, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ምህንድስና ኣቁሑትናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ንኣብያተ ትምህርትን ንቢሮን ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ፈርኒቸር ኢምፖርትድ ፡ ናይ ኢንፎርሚሽን ኮምኒኬሽን ቴክኖሎጂ ኣቅሑት፡ ናይ ቢሮ ዋርዲ ሐለዋ ግልጋሎት ፡ መሳርሒ ፅሕፈት ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 27, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 08:45 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽንኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትስራሕቲ ሓለዋ