ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ 2016 በጀት ዓመት ካብ ባንኪ ዓለም ዝተረከበ ዝተፈላለየ ቀወምቲ ኣቅሑት: ናይ ደገ ምብራህቲ ማላት እዉን ፓዉዛ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒከስ :ናይ ማይ ትቦ : ናይ ደገ ሓፂን ፓሎ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 17, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርዕድጊት ሞተርሳይክልቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ከተሙ ኣብያተ ፅሐፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት እሌክትሮኒስከ: ኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ናይ ደገ መብራህትን : ሞተር ሳይክልን ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረከበ ሓገዝ ማለት እዉን UIDP በጀት መሰረተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 4, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርዕድጊት ሞተርሳይክል
ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቀሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑ ቢሮን : ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 22, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 12, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርዕድጊት ሞተርሳይክል
ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንኮዋሽ ፕሮጀክት አገልግሎት ዝህባ ሞተርሳይክል አወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይጨዉ ን 2013ዓ/ም ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ብሬከር ፣ ሞተር ሳይክልን ፣ ሞንታርቦ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ ስለዚ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳድሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተርን ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ሞተር ሳይክል ፣ ኣቅሑት ቢሮ ፣ መድሓኒት እንስሳ፣ ኣንሶላን ፍርናሽን ፣ ዕጥቂ ስፖርት ፣ መሳርሒ ሕትመት ፣ መሳርሒ ፅሬትን ፣ ኬሚካል ቤተ ፈተነን ፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 2, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ቢሮ ፈርኒቸርኬሚካልን ሪኤጀንትናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትንዕድጊት ሞተርሳይክልፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ እዞም ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ናዉቲ ቢሮ / ፈርኒቸር/ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ሞተር ሳይክል ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 2, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣላማጣጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት ሞተርሳይክል
ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢን ምምሕዳርን ኣጠቃቅማን ገፀር መሬት ክልል ትግራይ ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅ/መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፣ ሞተር ሳይክል ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ ናይ መኪና ፅገና ጋረዥ በቢ6 ወርሒ ዝሕደስ ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ምእሳር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2013 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናፅገና ተሽከርካሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲዕድጊት ሞተርሳይክል
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል በዝሒ 02 ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 9, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2013 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕድጊት ሞተርሳይክል
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ሞተር ሳይክላት በዝሒ 10 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 25, 2013 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕድጊት ሞተርሳይክል