ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሰበኻ ዓዲ ግራት መሳለጢ ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 29, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንUNEPA መቐለ፣ ዓዲግራትን ማይጨዉን ሴፍ ሃዉስ ግልጋሎት ዝዉዕል፡- ናይ ተግባር ስልጠና፣ ናይ ዓበይቲ ፐርሰናል አይተም፣ ናይ ሕክምና ናዉቲ፣ ናይ ዓበይቲ ምግቢ፣ ናይ ስልጠና ናዉቲ፣ ናይ ስነ ልቦና ኣቑሑት፣ ናይ ህፃናት ፐርሰናል ይተም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሰለዝደለየት᎓᎓ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 5, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጥዕና ተንከፍ ስልጠናኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኣቅርቦት ምግቢ ናይ መድሓኒት ምህርቲ
ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል መድሓኒት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 14, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ነሓሰ 18, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቕሮ ደ/ከ/ስራሕ ዕደፋይ/ንብ/ምም/ርን ዘለዎ ናይ ኦክስጅን ስለደራት ካብ መደበኛ ወይ ወሽጢ ኣታዊ ዝፀደቐ በጀት ዝክፈል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ኣእሲሩ ኦክስጅን ጋዝ ክመልእ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 9, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 19, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትናይ መድሓኒት ምህርቲ
ኩሓ ሆስፒታል ንተሓከምቲ ግልጋሎት ዝውዕል መድሓኒት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 7, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 9, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኩሓጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲ
መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት ንበጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ንመ/ሆ. 11 ለካቲት ናይ ኦክስጅን ጋዝ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተዳለዉ ግልፂ ጨረታ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 30, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 21, 2017 03:03 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኬሚካልን ሪኤጀንትናይ መድሓኒት ምህርቲ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕክምና ናዉት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 30, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 7, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኹሓ ን2018ዓ.ም ንሓደ ዓመት ግልጋሎት ክህበና ዝኽእል ንትካልና ሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ዓይነት ዓብይ፣ ማእኸላይን፣ንኡሽተይን ሲሊንዴር ብዓይነት ብመጠንን ኦክስጅን ንምምላእ ብግልፂ ጨረታ ምውድዳር ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 14, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 29, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኩሓጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትናይ መድሓኒት ምህርቲ
ቤት ፅሕፈት ሆስፒታል ዓ/ዓዲ ክፍሊ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ንሆስፒታል ዓ/ዓዲ ግልጋሎት ዝውዕል ንመወሀቢ ግልጋሎት ሕክምና ኦክስጅን ስሊንደር መምስሊ ግልጋሎት ክገዝእ ስስዝደሊየዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 8, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 17, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትናይ መድሓኒት ምህርቲ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕክምና መድሓኒት ናይ ሕክምና ናዉትን ናይ ስነ-ልቦና ናዉትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 4, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ መድሓኒት ምህርቲ