ከተማና ኣፅቢ እንዳስላሴ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ቤት ፅሕፈት መሬት ካዳስረትን ቤት መዘጋጃን እፅቢ እንዳስለሴን ብሓባር ኮይና ናይ ቀዳማይ ዙረ ሊዝ ጨረታ ብመሰረት መምርሒ ሊዝ ቁፅሪ 6/2016 ዓም ንመንበሪ 85 ፐርስል : ንሕዉስዋስ 19 ፐርስል : ንትካል 2 ፐርስል ድምር 106 ፐርስል አዉፂኡ አለናዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 1, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:Atsbiጨረታ መደብ:መሬትን ሊዝን
... ረታ ኣብዚ በጀት ዓመት እዚ ከጫርት ካብ ዝሓዞ ንቐዳማይ ግዚ ብምጭራት ናብ ተጠቃማይ መሬት ከመሓላልፍ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ኣይተገለፀን ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:መሬትን ሊዝን
ሊዝ ጨረታ : ጨረታ ቁፅሪ 1 ቀዳማይ ዙር ጨረታ : ዓይነት ጨረታ ፍሉይ ጨረታ ግልጋሎት እቲ ዝጫረት ቦታ ንማዲያን ንሞቴልን ማለት እዉን ላባጆ: ጎሚስታ : ካፊተሪያ :ስፖር ማርኪትን ሽቁን : መዕረፊ ኣጋይሽ ዘጠቃለለ ይከዉንዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 29, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እንትጮ ጨረታ መደብ:መሬትን ሊዝን
ኣብ ቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ-ሚኢቲ ኣብ በጀት ዓመት 2016ዓ/ም ን1ይ ግዜ ከተማና ሊዝ ጨረታ ካብ ዝጅምር ድማ ን4ይ ግዜ ሊዝ ጨረታ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 12, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 24, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መሬትን ሊዝን
ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምሕደረ መሬት ከተማ መቐለ ካብ ሰነ 5/2016 ዓም ክሳብ 18/10/2016 ዓም ኣብ ዘዉፀኦ ሊዝ መሬት ቁፅሪ 70 ንመንበሪ ፡ ንንግዲን ፡ ንሆቴልን ዝዉዕሉ ብጠቅላላ 215 ቦታት ኣወዳዲሩ ብሊዝ ከመሓላልፍ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 5, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መሬትን ሊዝን
ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራ መሬት ቤት መዘጋጃ ዓዲሃገራይ ዙር ጨረታ ካልኣይ ዙር ዓይነት ጨረታ መደበኛን ፍሉይን ጨረታ ቤተ መዘጋጃ ዓዲሃገራይ ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራ መሬት ብኣዋጅ ቁፅሪ 721/ 2004 ዓንቀፅ 33 ንኡስ ዓንቀፅ 2 ብመምርሒ ሊዝ ቁፅሪ 5/2007 ብዝተወሃበ ስልጣን መሰረተ ንመንበሪ 19 ፕልት : ንድርጅት 11 : ብፉሉይ ጨረታ መደሊ ነዳጅ በ01 ብድምር 31 ፕሎት ናብ ተጠቀምቲ ብሊዝ ጨረታ አወዳዲሩ ንምትሕልላፍ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 19, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 29, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መሬትን ሊዝን
ምልክታ ሊዝ ጨረታ ቁፅሪ 2 /2016 ዙር ጨረታ 02 ዓይነት ጨረታ መደበኛ ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቅማ ትሕዝቶ መሬትን ካዳሰተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ 105 ፕሎት መንበሪ : 2 ፕላን ንኬጂ : 46 ፕሎት ንትካል ብድምር 153 ፕሎታት ናብ ተጠቅመቲ ብሊዝ ጨረታ ንምትሕልላፍ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 21, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:መሬትን ሊዝን
ምልክታ ጨረታ ናይ ጨረታ ዙር ቀዳማይ ግዜ 2016 ዓም ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ናይ ጨረታ ዓይነተ ስሩዕ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ኣጠቃቅማ ከተማ መሬት ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ዝተፈላለዩ ቦታት ንተጫረቲ ከማሓላልፍ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 10, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 17, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መሬትን ሊዝን
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር መሬትን ካዳስተርን ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣብ መበል 49 ዙር መደበኛ ጨረታ ከም ዘዉፀአ ዝፈለጥ ኮይኑ ንመንበሪ 107 ንትካል 18 ብድምር 125 ቦታ ብመደበኛ ጨረታ ሊዝ ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ካብ ዕለት 5/7/2016 ዓም ከሳብ 12 /7 / 2016 ዓም ንተጫረቲ ብጨረታ ክህብ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት መጋቢት 8, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 12, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:መሬትን ሊዝን
ምልክታ ጨረታ ሊዝ ቀዳማይ ሳልሳይ ዙር ጨረታ : ሊዝ ካልኣይ ዓይነት ጨረታ ስሩዕ : ሳልሳይ ኣብ ጊዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ቤት ፅሕፈት ምሕዳራን ኣጠቃቅማን መሬትን ካዳስተርን ከተማ እንትጮ ከምቲ ዝተለመደ ቦታ ሊዝ ብዛዕባ ምሓዝ ብዝድንግግ ኣዋጅ 461/ 2004 ዓንቀፅ 8 ንኡስ ዓንቀፅ 1 ካብ ሀ እስካ ሰ ብዝተዘርዘረ መሰረት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ወይድማ መንበሪ: ትካል :እንዳመጥሓን : መክዘን ዝተዳለወ ጠቅላላ 15 ቦታት ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ከተሓላልፍ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት መጋቢት 8, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እንትጮ ጨረታ መደብ:መሬትን ሊዝን