... ልክታ ካብ 09/05/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 16/05/2017 ዓ/ም ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛ/ህንፃ ክራይ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከ/ከተማ ኩሓ ዝርከብ ገዛ ጥቃ ሓየሎም ኣደራሽ ዝኮነ ስፍሓቱ ቦትኡ ከባቢ 1323 ሜ2 ዝኾነ መሬትን ገዛውትን ክትካረዩ ይደልዩዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 7, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኩሓጨረታ መደብ:ገዛ/ህንፃ ክራይ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ክ/ከተማ ኩሓ ዝርከብ ገዛ ጥቃ ሓየሎም ኣደራሽ ዝኮነ መዋሰኒኡ ብምራቅ መንገዲ፣ ብሰሜን መንገዲ ፣ በምዕራብ መንገዲ፣ ደቡብ መንገዲ ስፍሓቱ ቦትኡ ከባቢ 1323 ሜ2 ዝኾነ መሬትን ገዛው ክትካረዩ ትደልዩ፣ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 17, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛ/ህንፃ ክራይ
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣድማስ መቐለ ካምፓስ ንሰራሕተኛታቱን ኣብቲ ግቢ ተኻርዮም ናይ ዝሰርሑ ሰለስተ መንግስታዊ ቤት ዕዮታትን ንምግብን መስተን መስተንግዶ ኣገልግሎት ክህብ ዝኽእል ናይ ሰራሕተኛ ክበብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 19, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካፌን ሬስትራንትንገዛ/ህንፃ ክራይ
ድርጅትና ከሳቴ ብርሃን መ/ኮሌጅ ኣብ ውሽጢ ግቢ ንዝርከብ ባዶ ቦታን ከምኡ ውን ኣብ ከሳቴ ብርሃን ት/ቤት ዘሎ ባዶ ቦታን ንመጋዘን(ስቶር) : ንካልኦት ድምፂ ዘይፈጥሩ ማለት ውን ንምምሃር ምስትምሃር ኮነ ንመንበሪ ዝርብሽ ድምፂ ዘይፈጥሩ ኣግልግሎታት ዝውዕል ኮይኑ እቲ ቦታ ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ሰሪሖም ክጥቀምሉ ዝክእሉ ነጋዶ/ውልቀ ሰብ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 17, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 22, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛ/ህንፃ ክራይ
ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዩጰያ ሪጅን ሰሜን ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ኪራይ ገዛ ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 20, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 7, 2016 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛ/ህንፃ ክራይ
ሓይሊ ኤሌትሪክ ኢትዮጵያ ሪጅን ሰሜን ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ገዛ ኪራይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 19, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 5, 2016 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛ/ህንፃ ክራይ
ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ናይ ንግዲ ሓደ/1/ ገዛ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 1, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 9, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛ/ህንፃ ክራይ
ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር አባይቲ ክልል ትግራይ አብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ናይ ንግዲ ሐደ ገዛ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከካሪ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 10, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛ/ህንፃ ክራይ
ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ዓሰርተ ክልተ ናይ ንግዲ ቦታ ገዛዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከካሪይ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 22, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛ/ህንፃ ክራይ