ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣድማስ መቐለ ካምፓስ ንሰራሕተኛታቱን ኣብቲ ግቢ ተኻርዮም ናይ ዝሰርሑ ሰለስተ መንግስታዊ ቤት ዕዮታትን ንምግብን መስተን መስተንግዶ ኣገልግሎት ክህብ ዝኽእል ናይ ሰራሕተኛ ክበብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 19, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 19, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ካፌን ሬስትራንትን / ገዛ/ህንፃ ክራይ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ንካፊቴሪያ ግልጋሎት ዝውዕል ገዛ ክራይ ናይ ጨረታ ምልክታ

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣድማስ መቐለ ካምፓስ ንሰራሕተኛታቱን ኣብቲ ግቢ ተኻርዮም ናይ ዝሰርሑ ሰለስተ መንግስታዊ ቤት ዕዮታትን ንምግብን መስተን መስተንግዶ ኣገልግሎት ክህብ ዝኽእል ናይ ሰራሕተኛ ክበብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ፡፡

እዚ ቦታ እዚ ዝርከቡሉ ኣብ መቐለ ከተማ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ቀጠና 4 ናይ ትግራይ ብዙሃን መራኸቢ ፊት ንፊት ኣብዝርከብ ባዓል 4ተ ደብሪ ህንፃ እዩ፡፡

መተሓሳሰቢ

1. ንምክራይ ድልየት ዘለዎ ውልቀ ሰብ ትካል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ አለት ጀሚሩ ክሳብ ሓሙሽተ ናይ ስራሕ ምዓልቲ ናይ መወዳደሪ ጨረታ) ሰነድ ካብ አድማስ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ካምፓስ ቀሪቡ ብምውሳድ በቲ ዝተዳለወ ቅጥዒ መሰረት መወዳደሪ ዋግኡ የቕርብ፡፡

2. እቲ ባሕሪ ዕለት 19/02/2017 ዓ.ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ዕለት 19/02/2017 ዓ.ም ሰዓት 4፡30 ተሜረቲ ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት።

3. ኣብቲ ጨረታ ሰዓሪ ዝኾነ ትካል ወይ ውልቀሰብ እቲ ንስራሑ ዘድልዮ ኣቊሑትን ሓይሊ ሰብን ብምምላእ ዘሸነፈ ምዃኑ ብዕሊ ካብዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ስራሕ ክጅምር ይግባእ፡፡ ካብዚ ግዜ ንላዕሊ ዝድንጕ እንድሕር ኮይኑ ግን እቲ ዕድል ኣብቲ ውድድር 2ይ ኮይኑ ንዝወፀ ተወዳዳሪ ዝወሃብ ይኸውን።

4. ተወዳደርቲ ናይቲ ካፍቴሪያ ኩነታት ንምርኣይ እዚ ምልክታ እዚ ካብዝወፀሉ ግዜ ጀሚሩ ኩሉሻብ ኣብ ስራሕ ሰዓት መፂኦም ክጉብንዩ ይኽእሉ እዮም፡፡

5. ተወዳደርቲ ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ እዚ ምልክታ እዚ ካብ ዝወፀሉ ግዜ ጀሚሩ ኩሉሻዕ ኣብ ስራሕ ሰዓት ብስልኪ ቁፅሪ 0342 40 88 14/ 0342 40 99 46 መረዳእታ ክረኽቡ ዝኸእሉ ምዃኖም ንሕብር፡፡

ንተወሳኺ ሓበሬታ

ብስኪ ቁፅሪ 03 42 40 88 14 /0342 40 99 46 ምድዋል ይኽእሉ እዮም፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s