YMCA(ወወክማ) ከባቢ ማርያም ጉግሳ ኣብ ዘለዎ ሜዳ ከካሪ ስለዝደለየ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣልሚዑ ክካረ ዝደሊ እዙይ ምልክታ ካብ 09/05/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 16/05/2017 ዓ/ም ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ኣይጠቅስን
  • ገዛ/ህንፃ ክራይ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ጨረታ

YMCA(ወወክማ) ከባቢ ማርያም ጉግሳ ኣብ ዘለዎ ሜዳ ከካሪ ስለዝደለየ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣልሚዑ ክካረ ዝደሊ እዙይ ምልክታ ካብ 09/05/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 16/05/2017 ዓ/ም ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ተ.ቁስፍሓት ቦታነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
11000 ሜትር ካሬወርሓዊ ክራይ ክፍሊትወርሓዊ ክራይ ክፍሊት

መተሓሳሰቢ

1. ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቐባልነት የብሉን፡፡

2. ዘሸነፈ ኣካል ድሕሪ ናይ ቅሬታ 3ተ መዓልቲ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ኣለዎ ፡፡

3. ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ብፅፈት ሰሪሑ ክካረ ኣለዎ፡፡

4. እቲ ዝተኻረዮ ቦታ ንኻልእ 3ይ ወገን ከካሪ ይኽእል እዩ፡፡

5. እቲ ጨረታ ዝካየደሉ ኣብ YMCA(ወወክማ) እዩ፡፡

6. ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ውዕሊ እንተዘይኣሲሩ ን ካልኣይ ዝተዓወተ/ዘሸነፈ ኣካል ውዕል ከኣስር ይግደድ፡፡

7. እዋን ክራይ ዘመን ብዝምልከት ን 5ተ ዓመት እንትኸውን ብናይ ክልቲኦም ተወዓዓልቲ ስምምዕ ውዕል ክናዋሕ ይኽእል፡፡

8. ካልኦት መሰረታዊ ልምዓት ማለት ድማ ሽንት ቤት ፣ ናይ ሜዳ ኣርቴፊሻል ሳዕሪ ፣ሶላር መብራህቲ ፣ተወሳኪ ሓፁር ጋብዮንን ናይ መፀበይ ቦታ ክሰርሕ ዝኽእል፡፡

9. ወወክማ እዚ ጨረታ ብኸፊል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ