ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ናይ መኪና ጋራጅ :ናይ ሃንድ ዳጉዌል ሩፍ ካችመንት ስራሐቲ: ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑትን ፅጋና በዓል ሞያ: ናይ ሞተር ሳይክል ፅጋና በዓል ሞያ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ:ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 10, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 25, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባጨረታ መደብ:ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንስራሕቲ ማይፅገና ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈትና ን 2009 ዓ ∙ም በጀት ዓመት ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዮ ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ግልጋሎት ፀገና ቀለለቲን ማእከሎት መካይ :በዓልሞያ ፅገና ሞተር ሳይክል: ናይ ደረቅ ፅዕነት ግልጋሎት ስራሕቲ ፣ግልጋሎተ ኦፊስ ኣዉቶሜሽን ፅገና ስራሕቲ: ናይ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት: ናይ ባኒ መቅረቢ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ናይ ሓደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 5, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 13, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦጨረታ መደብ:ፅገና ሞተርሳይክልፅገና ተሽከርካሪናይ ሕትመት ስራሕቲመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
ኮሌጅ ትምህርትን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብዩ ዓዲ ኣብ 2008 ዓ∙ም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈለላለዩ መሳርሒ ፅሬት፡ መሳርሒ ፅሕፈት ፡መሳርሒ ማይን ኤለክትሪክን ፡ላፕቶፓት፡ ኤለክትሮኒክስ ፡መሳርሕታት ስፖርትን ዕጥቅን፡ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፡ፅገና ጋራጅ መካይንን ካልኦት ኣቁሑትን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 24, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንፅገና ሞተርሳይክልናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ከተማ ሽራሮ ን 2008 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ቀወምቲ ንብረት ወይድማ ፈርኒቸር ፡ኤለክትሮኒክስ፡ ናይ ኤለክትሪክ ኣቁሑት ፡ጀነሬተር ፡ዓመታዊ ናይ ኣናእሽተይ መኪና ሰርቪስን ፡ትራክተርን ፡ዓመታዊ ናይ ሞተር ሳይክል ሰርቪስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 24, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 10, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርፅገና ሞተርሳይክል
ቤ/ፅ ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን 2008 ዓ/ም ናይ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ግልጋሎትን ማለተ እዉን ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 27, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 22, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንፅገና ሞተርሳይክልፅገና ተሽከርካሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትመኪና ክራይ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን ተሽከርከርቲ መካይን መፀገኒ ጋራዥ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ናይ ፕርንተር ቀለም ምምላእን ናይ ፈርኒቸር ፅገና ን 2008 በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክፀግን ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 10, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 27, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ሞተርሳይክልፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮትፅገና ተሽከርካሪ