ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንመቐለ ሴፍ ሃዉስ ግልጋሎት ዝዉዕል ስጋ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 1, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይኣቅርቦት ምግቢ
ኢንስቲዩቲት ምርምር ጥዕና ንፈዉሲ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ለዉዝ ቅብኣት ካርቶን መትሓዚ ሎዝ ቅብኣትን ክገዝእ ይደሊ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀትኣቅርቦት ምግቢ ናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ንበጀት 2018 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ሕትመት : ዘይትን ቅብኣትን ከምእዉን ኣቅሑት ፅሬት : ኣናሽተይ መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስን ኣክሰሰሪ : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ናይ መኪና ጎማን ስፐርን መገያየፂ : ኤሌክትሮኒክስን : ፈርኒቸር ኣቅሑትን ብክልላዊ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 10, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናኣቅርቦት ምግቢ ናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ንተምሃሮ ቀለብ ዝኸዉን እንቁላሊሕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 8, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይኣቅርቦት ምግቢ
ኢንተርኘራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ምግብና ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቀጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 20, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኣቅርቦት ምግቢ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ደቂ አንስትዮ ፀጉሪ መሳርሒ ፥ ናይ ክዳን ስፌት ማሽን ፥ እድንን ክርን ፥ ናይ ምግቢ ተንከፍ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትኣቅርቦት ምግቢ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንተጠቀምቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ተኽላ መኸሊ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእን ዉዕሊ ክአስርን ስለዝደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣቅርቦት ምግቢ
ግለጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ብስኩት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣቅርቦት ምግቢ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንተጠቀምቲ ንምግብነት ግልጋሎት ዝዉዕል እኸሊ ንመጥሐኒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከጥሕን ስለዝደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣቅርቦት ምግቢ
ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ካብ MMI project ብዝተረኸበ ሓገዝ ንተምሃሮ ንምግብነት ግልጋሎት ዝዉዕል ዘይቲ ብልዒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 12, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 16, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣቅርቦት ምግቢ