ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንመቐለ ሴፍ ሃዉስ ግልጋሎት ዝዉዕል ስጋ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንመቐለ ሴፍ ሃዉስ ግልጋሎት ዝዉዕል ስጋ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት

1. ናይ ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ

2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (TN NO) ከቅርብ ዝክእል

3. ናይ ቫት ተመዝጋቢ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

4. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሓለወን በቲ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸዉን አለዎ::

5. ተጫራታይ ዉዕሊ አሲሩ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ከቕርብ ዝኸእል

6. ካብ ናይ ባዕልና ስፔሲፊኬሽን ወፃኢ ምቕራብ አይፍቀድን

7. አብቲ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ካብቲ ጨረታ ይኹን ፕሮፎርማ ይስረዝ

8. ዝወፀ ስፐሲፊኬሽን ዘይተረደኦ ተጫራቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ምርዳእ ይከኣል፡፡

8 ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 28/02/2018 ዓ/ም - 01/03/2018 ዓ/ም ይኸውን::

9. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 01/03/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00

10. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ ኣቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት አብ ሰሙን ሓደ ግዜ እቲ ዝተገለፀ መጠን ናብ መቐለ ዳግም አምሳል ሴፍ ሃዉስ ከቕርብ ዝኽእል

11. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

12. ቤት ፅሕፈትና ካብቲ ዘጫረቶ 20 ፐርሰንት ምዉሳኸ ወይ ምቕናስ ይከአል

13. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ተ\ቁዝርዝር ዓይነት ናውቲመግለፂመዐቀኒበዝሒናየ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ስጋስብሒ ዘይብሉ ቀይሕ ስጋብቑፅሪ10

መብርሂ

ኣብዚ ፕሮፎርማ ዘይተረደአኩም ዝኾነ ሓበሬታ ትደልዩ ብስልኪ ቁፅሪ 0924343562 ደዊልካ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s